ቀቢእካኒ
Lyrics
ካብ ሐመድ ኣልዒልካ ዘንገስካኒ ጐይታ ቀቢእካኒ
ውርደተይ ኣርሒቕኻ ብኽብሪ ሸፊንካ ቀቢእካኒ
ድኻመይ ስዒርካ ብሐይሊ ኣዕጢቕካ ቀቢእካኒ
ናይ መንግስቲ ክህነት ሕሩይ ክኾነልካ ቀቢእካኒ
ቀቢእካኒ ኢድካ ኣንቢርካለይ
ቅብትካ ኣፍሲስካ ኣብ ርእሰይ
ቅልጽምካ የበርትዖ ንሐይለይ
መወዳእታይ ዓወትን ምልምክን ከይኑለይ ኣሜን (2)።
ኣብ ከርሲ ኣደይ ከለኹ ግነ ከይተሓሰብኩ ቀቢእካኒ
ዕድመይ ውሑድ ከሎ መዓርገይ ንኡስ ቀቢእካኒ
ካብ መሮር ከለኹ ምስ መጓሰ ኣቦይ ቀቢእካኒ
ደሊኻ ረኺብካኒ ንጉስ ክኾነካ ቀቢእካኒ።
ቀቢእካኒ ኢድካ ኣንቢርካለይ
ቅብትካ ኣፍሲስካ ኣብ ርእሰይ
ቅልጽምካ የበርትዖ ንሐይለይ
መወዳእታይ ዓወትን ምልምክን ከይኑለይ ኣሜን (2)።
ኣብ በረካ ይሁዳ ኣብ ኣኽራናት ሜዳ ኣይሓደግካንን
ሳኦል ክቐትለኒ ንነፍሰይ ክደልያ ቀቢእካኒ
ካብዚ ዂሉ ከርተት ወጺአ ክነግስ
ቅብኣትካ ምሳይ ኔይሩ ኣይተፈለየንን ኣይሓደገንን።
ቀቢእካኒ ኢድካ ኣንቢርካለይ
ቅብትካ ኣፍሲስካ ኣብ ርእሰይ
ቅልጽምካ የበርትዖ ንሐይለይ
መወዳእታይ ዓወትን ምልምክን ከይኑለይ ኣሜን (2)።
ትንቢት ተፈጺሙ መንግስቲ ክትህበኒ ቀቢእካኒ
ደኺመ ሐጢአ ዋላ ተበደልኩ ትደልየኒ
ኣብ ስደት በረኻ ኣብቲ ውርደት ሕስረት ቀቢእካኒ
ንኹሉ ሐሊፈ ብዓወት ክድምድሞ ቀቢእካኒ።
ቀቢእካኒ ኢድካ ኣንቢርካለይ
ቅብትካ ኣፍሲስካ ኣብ ርእሰይ
ቅልጽምካ የበርትዖ ንሐይለይ
መወዳእታይ ዓወትን ምልምክን ከይኑለይ ኣሜን (2)።
ካብ ጸልማት ካብ ሓጢኣት ኣውጺእካኒ ጐይታ ቀቢእካኒ
ንዓኻ ከገልግል መንፈስካዩ ለካ ረኺቡኒ
ካብቲ ክወጸሉ ዘይክእል ዓዘቕቲ ኣውጺእካኒ
ብቅዱስ መንፈስካ ጐይታ ረኺብካኒ ረኺብካ
ቀቢእካኒ ኢድካ ኣንቢርካለይ
ቅብትካ ኣፍሲስካ ኣብ ርእሰይ
ቅልጽምካ የበርትዖ ንሐይለይ
መወዳእታይ ዓወትን ምልምክን ከይኑለይ ኣሜን (2)።
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ቀቢእካኒ
Qebiekani
VERSE 1
ካብ ሐመድ ኣልዒልካ ዘንገስካኒ ጐይታ ቀቢእካኒ
ውርደተይ ኣርሒቕኻ ብኽብሪ ሸፊንካ ቀቢእካኒ
ድኻመይ ስዒርካ ብሐይሊ ኣዕጢቕካ ቀቢእካኒ
ናይ መንግስቲ ክህነት ሕሩይ ክኾነልካ ቀቢእካኒ
CHORUS
ቀቢእካኒ ኢድካ ኣንቢርካለይ
ቅብትካ ኣፍሲስካ ኣብ ርእሰይ
ቅልጽምካ የበርትዖ ንሐይለይ
መወዳእታይ ዓወትን ምልምክን ከይኑለይ ኣሜን (2)።
VERSE 2
ኣብ ከርሲ ኣደይ ከለኹ ግነ ከይተሓሰብኩ ቀቢእካኒ
ዕድመይ ውሑድ ከሎ መዓርገይ ንኡስ ቀቢእካኒ
ካብ መሮር ከለኹ ምስ መጓሰ ኣቦይ ቀቢእካኒ
ደሊኻ ረኺብካኒ ንጉስ ክኾነካ ቀቢእካኒ።
CHORUS
ቀቢእካኒ ኢድካ ኣንቢርካለይ
ቅብትካ ኣፍሲስካ ኣብ ርእሰይ
ቅልጽምካ የበርትዖ ንሐይለይ
መወዳእታይ ዓወትን ምልምክን ከይኑለይ ኣሜን (2)።
VERSE 3
ኣብ በረካ ይሁዳ ኣብ ኣኽራናት ሜዳ ኣይሓደግካንን
ሳኦል ክቐትለኒ ንነፍሰይ ክደልያ ቀቢእካኒ
ካብዚ ዂሉ ከርተት ወጺአ ክነግስ
ቅብኣትካ ምሳይ ኔይሩ ኣይተፈለየንን ኣይሓደገንን።
CHORUS
ቀቢእካኒ ኢድካ ኣንቢርካለይ
ቅብትካ ኣፍሲስካ ኣብ ርእሰይ
ቅልጽምካ የበርትዖ ንሐይለይ
መወዳእታይ ዓወትን ምልምክን ከይኑለይ ኣሜን (2)።
VERSE 4
ትንቢት ተፈጺሙ መንግስቲ ክትህበኒ ቀቢእካኒ
ደኺመ ሐጢአ ዋላ ተበደልኩ ትደልየኒ
ኣብ ስደት በረኻ ኣብቲ ውርደት ሕስረት ቀቢእካኒ
ንኹሉ ሐሊፈ ብዓወት ክድምድሞ ቀቢእካኒ።
CHORUS
ቀቢእካኒ ኢድካ ኣንቢርካለይ
ቅብትካ ኣፍሲስካ ኣብ ርእሰይ
ቅልጽምካ የበርትዖ ንሐይለይ
መወዳእታይ ዓወትን ምልምክን ከይኑለይ ኣሜን (2)።
VERSE 5
ካብ ጸልማት ካብ ሓጢኣት ኣውጺእካኒ ጐይታ ቀቢእካኒ
ንዓኻ ከገልግል መንፈስካዩ ለካ ረኺቡኒ
ካብቲ ክወጸሉ ዘይክእል ዓዘቕቲ ኣውጺእካኒ
ብቅዱስ መንፈስካ ጐይታ ረኺብካኒ ረኺብካ
CHORUS
ቀቢእካኒ ኢድካ ኣንቢርካለይ
ቅብትካ ኣፍሲስካ ኣብ ርእሰይ
ቅልጽምካ የበርትዖ ንሐይለይ
መወዳእታይ ዓወትን ምልምክን ከይኑለይ ኣሜን (2)።

