እንታይ'ሞ ክብል
Lyrics
ክሽገር ክጭነቕ ኣምላኽ ረዲኡኒ
ካብ ዓዘቕቲ ጸልማት ኣናጊፉኒ
ብዓቢ ብርሃኑ መንገዲ መሪሑኒ
ኣብቲ ልሙዕ ሸኻ ኣውዒሉኒ
ንከለይ ፈቲሑ ደስታ ኣዕጢቑኒ።
እንታይሞ ክብል ስለቲ ውዕለቱ
ብምስጋና ጥራይ ክገልጾ ዕቤቱ
ንኸናፍረይ ምስጋና መሊኡዎ
ሕጅስ ክዝምረሉ'የ ኣፈይ መሊአ
ስለቲ ዝገበረለይ ከመስግኖየ።
በይነይ ከይመስለኒ ኣጸናኒዑኒ
ኣብ ጊዜ ፍርሓተይ ኣተባቢዑኒ
ኣነ'የ ኣምላኽካ ኣጆኻ ኢሉኒ
ቲ ዘለኹ'የ ኢሉ ስሙ ነጊሩኒ
ብዘይጠፍእ ቆጥቋጥ ኣብ ሲና ተራእዩኒ።
እንታይሞ ክብል ስለቲ ውዕለቱ
ብምስጋና ጥራይ ክገልጾ ዕቤቱ
ንኸናፍረይ ምስጋና መሊኡዎ
ሕጅስ ክዝምረሉ'የ ኣፈይ መሊአ
ስለቲ ዝገበረለይ ከመስግኖየ።
ኣብ ምድረበዳ ንሱ ኔሩ ምሳይ
ኣብቲ ጎቦታት'ውን ኔሩ'ዩ ኣብ ጎነይ
ከይጠሚ ከይጸምእ ንሱ ይሓልየለይ
ጸልማተይ ቀንጢጡ ብርሃን ይገብረለይ
ክሰርሕ ክዓዪ ርእየዮ ኣምላኸይ።
እንታይሞ ክብል ስለቲ ውዕለቱ
ብምስጋና ጥራይ ክገልጾ ዕቤቱ
ንኸናፍረይ ምስጋና መሊኡዎ
ሕጅስ ክዝምረሉ'የ ኣፈይ መሊአ
ስለቲ ዝገበረለይ ከመስግኖየ።
ነቶም ዝጽበይዎ ሰናይ ይኾነሎም
ንኽህልውዎም መላእኽቱ ይሰደሎም
ኣእዳዉ ዘርጊሑ ይቀባበሎም
ብውሑድ ተኣሚኖም ኣብ ብዙሕ ይሸሞም
ኣእምሮ ዘይሓለኖ ሃብቲ የካፍሎም።
እንታይሞ ክብል ስለቲ ውዕለቱ
ብምስጋና ጥራይ ክገልጾ ዕቤቱ
ንኸናፍረይ ምስጋና መሊኡዎ
ሕጅስ ክዝምረሉ'የ ኣፈይ መሊአ
ስለቲ ዝገበረለይ ከመስግኖየ።
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
እንታይ'ሞ ክብል
Entay emo kbl
VERSE 1
ክሽገር ክጭነቕ ኣምላኽ ረዲኡኒ
ካብ ዓዘቕቲ ጸልማት ኣናጊፉኒ
ብዓቢ ብርሃኑ መንገዲ መሪሑኒ
ኣብቲ ልሙዕ ሸኻ ኣውዒሉኒ
ንከለይ ፈቲሑ ደስታ ኣዕጢቑኒ።
CHORUS
እንታይሞ ክብል ስለቲ ውዕለቱ
ብምስጋና ጥራይ ክገልጾ ዕቤቱ
ንኸናፍረይ ምስጋና መሊኡዎ
ሕጅስ ክዝምረሉ'የ ኣፈይ መሊአ
ስለቲ ዝገበረለይ ከመስግኖየ።
VERSE 2
በይነይ ከይመስለኒ ኣጸናኒዑኒ
ኣብ ጊዜ ፍርሓተይ ኣተባቢዑኒ
ኣነ'የ ኣምላኽካ ኣጆኻ ኢሉኒ
ቲ ዘለኹ'የ ኢሉ ስሙ ነጊሩኒ
ብዘይጠፍእ ቆጥቋጥ ኣብ ሲና ተራእዩኒ።
CHORUS
እንታይሞ ክብል ስለቲ ውዕለቱ
ብምስጋና ጥራይ ክገልጾ ዕቤቱ
ንኸናፍረይ ምስጋና መሊኡዎ
ሕጅስ ክዝምረሉ'የ ኣፈይ መሊአ
ስለቲ ዝገበረለይ ከመስግኖየ።
VERSE 3
ኣብ ምድረበዳ ንሱ ኔሩ ምሳይ
ኣብቲ ጎቦታት'ውን ኔሩ'ዩ ኣብ ጎነይ
ከይጠሚ ከይጸምእ ንሱ ይሓልየለይ
ጸልማተይ ቀንጢጡ ብርሃን ይገብረለይ
ክሰርሕ ክዓዪ ርእየዮ ኣምላኸይ።
CHORUS
እንታይሞ ክብል ስለቲ ውዕለቱ
ብምስጋና ጥራይ ክገልጾ ዕቤቱ
ንኸናፍረይ ምስጋና መሊኡዎ
ሕጅስ ክዝምረሉ'የ ኣፈይ መሊአ
ስለቲ ዝገበረለይ ከመስግኖየ።
VERSE 4
ነቶም ዝጽበይዎ ሰናይ ይኾነሎም
ንኽህልውዎም መላእኽቱ ይሰደሎም
ኣእዳዉ ዘርጊሑ ይቀባበሎም
ብውሑድ ተኣሚኖም ኣብ ብዙሕ ይሸሞም
ኣእምሮ ዘይሓለኖ ሃብቲ የካፍሎም።
CHORUS
እንታይሞ ክብል ስለቲ ውዕለቱ
ብምስጋና ጥራይ ክገልጾ ዕቤቱ
ንኸናፍረይ ምስጋና መሊኡዎ
ሕጅስ ክዝምረሉ'የ ኣፈይ መሊአ
ስለቲ ዝገበረለይ ከመስግኖየ።