Loading Projector Mode…
VERSE 1
ክሽገር ክጭነቕ ኣምላኽ ረዲኡኒ
ካብ ዓዘቕቲ ጸልማት ኣናጊፉኒ
ብዓቢ ብርሃኑ መንገዲ መሪሑኒ
ኣብቲ ልሙዕ ሸኻ ኣውዒሉኒ
ንከለይ ፈቲሑ ደስታ ኣዕጢቑኒ።