ክሳዕ ሞት ክስዕበካ
Lyrics
ንድሕሪት ከይምለስ
ጣዕሚ ዓለም ንኸየቋምት
ደግፈኒ ኦ ኣምላኸይ
አጽንዓኒ ኣብ ስጉምተይ
ዓለም ስጋ ሰይጣን ራሕሪሐኩም
ይሕሸኒ ንኣምላኸይ ከገልግሎ
ኣብዚ ቄናን ዘመን’ዚ
ጥልመት ዝበዝሖ ወለዶ'ዚ
ብሓቅነት ከገልግለካ
ኣኽእለኒ ንባርያኻ
ላንጋ ላንጋ ካብ ምዃን ሰውረኒ
እምነተይ ንምግላጽ ኣኽእለኒ
ኣይደልዮን ናይ ስም ክርስትና
ሎምስ ክነብሮ ብቕንዕና
ክሳዕ ሞት'ውን ክስዕበካ
ኣበርትዓኒ ክኽተለካ
ዓለም ስጋ ሰይጣን ራሕሪሐኩም
ይሕሸኒ ኣምላኸይ ከገልግሎ
ጸቢቑ ክርኢ ዘመን ሕይወተይ
ንዓኻ ዘሐጉስ ክኾነለይ
ኣብ`ዚ ምድሪ'ዚ ባህ ከብለካ
ክኸውን ወራሲ ኣብ ሰማይ ቤትካ
ላንጋ ላንጋ ካብ ምዃን ሰውረኒ
እምነተይ ንምግላጽ ኣኽእለኒ
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ክሳዕ ሞት ክስዕበካ
Ksaa mot ksabeka
VERSE 1
ንድሕሪት ከይምለስ
ጣዕሚ ዓለም ንኸየቋምት
ደግፈኒ ኦ ኣምላኸይ
አጽንዓኒ ኣብ ስጉምተይ
CHORUS
ዓለም ስጋ ሰይጣን ራሕሪሐኩም
ይሕሸኒ ንኣምላኸይ ከገልግሎ
VERSE 2
ኣብዚ ቄናን ዘመን’ዚ
ጥልመት ዝበዝሖ ወለዶ'ዚ
ብሓቅነት ከገልግለካ
ኣኽእለኒ ንባርያኻ
CHORUS
ላንጋ ላንጋ ካብ ምዃን ሰውረኒ
እምነተይ ንምግላጽ ኣኽእለኒ
VERSE 3
ኣይደልዮን ናይ ስም ክርስትና
ሎምስ ክነብሮ ብቕንዕና
ክሳዕ ሞት'ውን ክስዕበካ
ኣበርትዓኒ ክኽተለካ
CHORUS
ዓለም ስጋ ሰይጣን ራሕሪሐኩም
ይሕሸኒ ኣምላኸይ ከገልግሎ
VERSE 4
ጸቢቑ ክርኢ ዘመን ሕይወተይ
ንዓኻ ዘሐጉስ ክኾነለይ
ኣብ`ዚ ምድሪ'ዚ ባህ ከብለካ
ክኸውን ወራሲ ኣብ ሰማይ ቤትካ
CHORUS
ላንጋ ላንጋ ካብ ምዃን ሰውረኒ
እምነተይ ንምግላጽ ኣኽእለኒ

