መዓስ'የ ዝሪአካ
Lyrics
ልበይ ብስቅቕታ ድቃስ ሲኢነሉ
ጐይታይ ውሰድኒ ናብ ላዕሊ ብቶሎ።
መዓስ'የ ዝሪአካ ካብዚ ናይ ዓለም ስቓይ (2)
መዓስ'የ ዝሪአካኣብ ላዕሊ ኣብ ሰማይ (2)
ናብራይ መሪሩኒ ሞት'ውን የመንየኒ
ከምዚ ካብ ሙኳን ግን ቀልጢፍካ ምጸኒ።
መዓስ'የ ዝሪአካ ካብዚ ናይ ዓለም ስቓይ (2)
መዓስ'የ ዝሪአካኣብ ላዕሊ ኣብ ሰማይ (2)
ጸላኢየይ ነዚ ሪኢዩ ፈተና ኣብዚሑለይ
ከውድቐኒ ኢሉ ዓቕለይ ኣጽቢቡለይ።
መዓስ'የ ዝሪአካ ካብዚ ናይ ዓለም ስቓይ (2)
መዓስ'የ ዝሪአካኣብ ላዕሊ ኣብ ሰማይ (2)
ሕጂ ግን ኣምላኸይ ተስፋ ሂብካኒ ኢኻ
ከይፈርሕ ከይወድቅ ኣንቢርካለይ ኢድካ።
መዓስ'የ ዝሪአካ ካብዚ ናይ ዓለም ስቓይ (2)
መዓስ'የ ዝሪአካኣብ ላዕሊ ኣብ ሰማይ (2)
ተመስገን ተመስገን ዘይትርሳዕ ጐይታ
ልመናይ ሰሚዕካ ዝሃብካኒ ይቅረታ።
መዓስ'የ ዝሪአካ ካብዚ ናይ ዓለም ስቓይ (2)
መዓስ'የ ዝሪአካኣብ ላዕሊ ኣብ ሰማይ (2)
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
መዓስ'የ ዝሪአካ
Meas eye zrieka
VERSE 1
ልበይ ብስቅቕታ ድቃስ ሲኢነሉ
ጐይታይ ውሰድኒ ናብ ላዕሊ ብቶሎ።
CHORUS
መዓስ'የ ዝሪአካ ካብዚ ናይ ዓለም ስቓይ (2)
መዓስ'የ ዝሪአካኣብ ላዕሊ ኣብ ሰማይ (2)
VERSE 2
ናብራይ መሪሩኒ ሞት'ውን የመንየኒ
ከምዚ ካብ ሙኳን ግን ቀልጢፍካ ምጸኒ።
CHORUS
መዓስ'የ ዝሪአካ ካብዚ ናይ ዓለም ስቓይ (2)
መዓስ'የ ዝሪአካኣብ ላዕሊ ኣብ ሰማይ (2)
VERSE 3
ጸላኢየይ ነዚ ሪኢዩ ፈተና ኣብዚሑለይ
ከውድቐኒ ኢሉ ዓቕለይ ኣጽቢቡለይ።
CHORUS
መዓስ'የ ዝሪአካ ካብዚ ናይ ዓለም ስቓይ (2)
መዓስ'የ ዝሪአካኣብ ላዕሊ ኣብ ሰማይ (2)
VERSE 4
ሕጂ ግን ኣምላኸይ ተስፋ ሂብካኒ ኢኻ
ከይፈርሕ ከይወድቅ ኣንቢርካለይ ኢድካ።
CHORUS
መዓስ'የ ዝሪአካ ካብዚ ናይ ዓለም ስቓይ (2)
መዓስ'የ ዝሪአካኣብ ላዕሊ ኣብ ሰማይ (2)
VERSE 5
ተመስገን ተመስገን ዘይትርሳዕ ጐይታ
ልመናይ ሰሚዕካ ዝሃብካኒ ይቅረታ።
CHORUS
መዓስ'የ ዝሪአካ ካብዚ ናይ ዓለም ስቓይ (2)
መዓስ'የ ዝሪአካኣብ ላዕሊ ኣብ ሰማይ (2)

