VERSE 1
ካብ ሐመድ ኣልዒልካ ዘንገስካኒ ጐይታ ቀቢእካኒ
ውርደተይ ኣርሒቕኻ ብኽብሪ ሸፊንካ ቀቢእካኒ
ድኻመይ ስዒርካ ብሐይሊ ኣዕጢቕካ ቀቢእካኒ
ናይ መንግስቲ ክህነት ሕሩይ ክኾነልካ ቀቢእካኒ