VERSE 1
ክርስትያን ኣይትሕዘን በዚ ናይ'ዛ ዓለም ናብራ
ኩሉ ግዜ ኣሎ ድኻም ሽግር ወይ መከራ
ስለዚ ንቕድሚት ኣቕንዓዮ መንገድኻ
ናይ ዘለዓለም ጎይታ ኣይተሕዝኖ ሓደራኻ