ተቢዐ'የ
Lyrics
ሃንደበት መንፈስ ቅዱስ ምስ መጸኒ
ውሽጠይ ተሓደሰ ሓጎስ መልኣኒ
ፈሪሐ ዝነበርኩ ቤተይ ተሸጒጠ
ክዓዪ ጀመርኩ ፍርሐይ ተቐንጠጠ /2/
ዝብል ዝነበርኩ ኣይፈልጦን’የ ንየሱስ
ንእለቱ በልኩ ንሱ’ዩ ‘ቲ ንጉስ
ተነስሑ ክብል ወግሐ ጸብሐ
ስሙ ንኸውሪ ልሳነይ ተፈትሐ
ተቢዐ'የ ተቢዐ'የ ተቢዐ'የ
ተሓዲሰ (2) ኣነ ተሓዲሰ
ተለዊጠ ብመንፈስ ቅዱስ (4)
ንርሑቕ ክጥምት ኣብ ዝሓለንኩሉ
ተስፋይ ቅሂሙ ምቕሳን ዝሰኣንኩሉ
መንፈስ ቅዱስ መጸ ኣብዚ እነኹ ኢሉ
ልበይ ብጀካ ትብዓት ካልእ ሰኣንኩሉ /2/
ክጽውዕ ጀሚረ ንስሙ ብትብዓት
ሓድሽ ፍጥረት ኮይነ’የ ደጊም የለን ንብዓት
ገለ ከይሓዝኩ ኣብ ኢደይ ስዒረ ብኩርዓት
ካብ ሰብ ዘይኮነስ ካብ መንፈስ’ዩ ጽንዓት
ተቢዐየ ተቢዐየ ተቢዐየ
ተሓዲሰ (2) ኣነ ተሓዲሰ
ተለዊጠ ብመንፈስ ቅዱስ (4)
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ተቢዐ'የ
Tebieye
VERSE 1
ሃንደበት መንፈስ ቅዱስ ምስ መጸኒ
ውሽጠይ ተሓደሰ ሓጎስ መልኣኒ
ፈሪሐ ዝነበርኩ ቤተይ ተሸጒጠ
ክዓዪ ጀመርኩ ፍርሐይ ተቐንጠጠ /2/
ዝብል ዝነበርኩ ኣይፈልጦን’የ ንየሱስ
ንእለቱ በልኩ ንሱ’ዩ ‘ቲ ንጉስ
ተነስሑ ክብል ወግሐ ጸብሐ
ስሙ ንኸውሪ ልሳነይ ተፈትሐ
CHORUS
ተቢዐ'የ ተቢዐ'የ ተቢዐ'የ
ተሓዲሰ (2) ኣነ ተሓዲሰ
ተለዊጠ ብመንፈስ ቅዱስ (4)
VERSE 2
ንርሑቕ ክጥምት ኣብ ዝሓለንኩሉ
ተስፋይ ቅሂሙ ምቕሳን ዝሰኣንኩሉ
መንፈስ ቅዱስ መጸ ኣብዚ እነኹ ኢሉ
ልበይ ብጀካ ትብዓት ካልእ ሰኣንኩሉ /2/
ክጽውዕ ጀሚረ ንስሙ ብትብዓት
ሓድሽ ፍጥረት ኮይነ’የ ደጊም የለን ንብዓት
ገለ ከይሓዝኩ ኣብ ኢደይ ስዒረ ብኩርዓት
ካብ ሰብ ዘይኮነስ ካብ መንፈስ’ዩ ጽንዓት
CHORUS
ተቢዐየ ተቢዐየ ተቢዐየ
ተሓዲሰ (2) ኣነ ተሓዲሰ
ተለዊጠ ብመንፈስ ቅዱስ (4)