ፍታወይ'ሲ ንዓኻ ምግልጋል ኢዩ
Lyrics
ዘመን ክለዋወጥ ዘይትልወጥ
ብግዜን ኩነታትን ዘይትድረት
ካልኣይ ዘይብልካ ለውጢ መሳሊ
ጎይታይ ይግዝኣካ ደስ ኢሉኒ
እቲ ልበይሲ ንዓኻ'ዩ ዝእዘዝ
ሕይወተይ'ውን ብኣኻ'ዩ ዝውሰን
ፍታወይ'ሲ ንዓኻ ከገልግል'ዩ ንዓኻ ከምልኽ (2)
ኢየሱስ ከምልኸካ ኣይሓፍርን
ወዲቐ ኣብ እግርኻ ብርኪ እኸፍል
ዘልዓለማዊ ቃልካ እናሓሎኹ
ኣብ ኣሰር ኣሰርካ ረጊጸ ኣለኹ
ኣብ ትኸዶ ጎይታይ ምሳኻ ፡ ፍጹም ኣይርሕቕን ይስዕበካ
ብእምነት ክሳዕ ሞት’ውን ተኾነ ፡ መስቀለይ ክሽከም’የ ኣነ(2)
እቲ ልበይሲ ንዓኻ'ዩ ዝእዘዝ
ሕይወተይ'ውን ብኣኻ'ዩ ዝውሰን
ፍታወይ'ሲ ንዓኻ ከገልግል'ዩ ንዓኻ ከምልኽ (2)
እርእያ ኣሎኹ ዓለም ካብ ፍቓድካ ወጺኣ
ዓመጽ ክፍኣት ሓሶት ተመሊኣ
ዕጫይሲ ምስኣ ኣይኮነን ምርጫይ
ንዓኻ ክስዕብ'ዩ ንጉሰይ
እቲ ልበይሲ ንዓኻ'ዩ ዝእዘዝ
ሕይወተይ'ውን ብኣኻ'ዩ ዝውሰን
ፍታወይ'ሲ ንዓኻ ከገልግል'ዩ ንዓኻ ከምልኽ (2)
ኣብ ወሓዚ ሩባ ዝተተኽሉ
ኣቤት ባህ ኢልዎም ገጽካ ዝርእዩ
ኣነ'ውን ከማኣታቶም እናዘመርኩ
ጎይታ ከኽብረካ ኣንቂደ ኣለኹ
ዕጣን ክዓጥኖ'የ ንቤትካ ፡ ልዕል ከብሎ'የ ንስምካ
ትሩፋት ማናኻ ክምገብ ፡ መንፈሰይ ብኣኻ ክዓግብ(2)
እቲ ልበይሲ ንዓኻ'ዩ ዝእዘዝ
ሕይወተይ'ውን ብኣኻ'ዩ ዝውሰን
ፍታወይ'ሲ ንዓኻ ከገልግል'ዩ ንዓኻ ከምልኽ (2)
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ፍታወይ'ሲ ንዓኻ ምግልጋል ኢዩ
Ftwey'si Neaka Mglgal Eyu
VERSE 1
ዘመን ክለዋወጥ ዘይትልወጥ
ብግዜን ኩነታትን ዘይትድረት
ካልኣይ ዘይብልካ ለውጢ መሳሊ
ጎይታይ ይግዝኣካ ደስ ኢሉኒ
CHORUS
እቲ ልበይሲ ንዓኻ'ዩ ዝእዘዝ
ሕይወተይ'ውን ብኣኻ'ዩ ዝውሰን
ፍታወይ'ሲ ንዓኻ ከገልግል'ዩ ንዓኻ ከምልኽ (2)
VERSE 2
ኢየሱስ ከምልኸካ ኣይሓፍርን
ወዲቐ ኣብ እግርኻ ብርኪ እኸፍል
ዘልዓለማዊ ቃልካ እናሓሎኹ
ኣብ ኣሰር ኣሰርካ ረጊጸ ኣለኹ
CHORUS
ኣብ ትኸዶ ጎይታይ ምሳኻ ፡ ፍጹም ኣይርሕቕን ይስዕበካ
ብእምነት ክሳዕ ሞት’ውን ተኾነ ፡ መስቀለይ ክሽከም’የ ኣነ(2)
CHORUS
እቲ ልበይሲ ንዓኻ'ዩ ዝእዘዝ
ሕይወተይ'ውን ብኣኻ'ዩ ዝውሰን
ፍታወይ'ሲ ንዓኻ ከገልግል'ዩ ንዓኻ ከምልኽ (2)
VERSE 3
እርእያ ኣሎኹ ዓለም ካብ ፍቓድካ ወጺኣ
ዓመጽ ክፍኣት ሓሶት ተመሊኣ
ዕጫይሲ ምስኣ ኣይኮነን ምርጫይ
ንዓኻ ክስዕብ'ዩ ንጉሰይ
CHORUS
እቲ ልበይሲ ንዓኻ'ዩ ዝእዘዝ
ሕይወተይ'ውን ብኣኻ'ዩ ዝውሰን
ፍታወይ'ሲ ንዓኻ ከገልግል'ዩ ንዓኻ ከምልኽ (2)
VERSE 4
ኣብ ወሓዚ ሩባ ዝተተኽሉ
ኣቤት ባህ ኢልዎም ገጽካ ዝርእዩ
ኣነ'ውን ከማኣታቶም እናዘመርኩ
ጎይታ ከኽብረካ ኣንቂደ ኣለኹ
CHORUS
ዕጣን ክዓጥኖ'የ ንቤትካ ፡ ልዕል ከብሎ'የ ንስምካ
ትሩፋት ማናኻ ክምገብ ፡ መንፈሰይ ብኣኻ ክዓግብ(2)
CHORUS
እቲ ልበይሲ ንዓኻ'ዩ ዝእዘዝ
ሕይወተይ'ውን ብኣኻ'ዩ ዝውሰን
ፍታወይ'ሲ ንዓኻ ከገልግል'ዩ ንዓኻ ከምልኽ (2)