ኤልሻዳይ
Lyrics
ኣብ ቤት ሳይዳ ዝተገብረ
ኣብ ዕውር ታሪኽ ዝተፈጸመ
በቲ ቅዱስ ጥፍጣፍካ ብሕያወይቲ ኢድካ
ከም ዝርኢ ጌርካዮ ኣዒንቱ ኣንቂሕካ
ሓልዮትካ ኣይውዳእንዩ ኩሉ ግዜ ዘሎ
ኤልሻዳይ (2) ኢለ ንስምካ ይጽውዖ ኣቦ /2/
እቲ ዘይከኣል ክውን ዝገበርካ...ኤልሻዳይ
ተወዲኡ እናተባህለ ዝፈለምካ....ኤልሻዳይ
ሞይቱ ዝተባህለ ዘተንሳእካ...ኤልሻዳይ
ኣነስ ገሪሙኒ ብኸኣልነትካ...ኤልሻዳይ
ማህጸን ሳራ ብድቂ ከፊትካ
ኣብ እርጋና ውሉድ ህያብ ሂብካ
ኣይተቖጣዕካን ብቓል ጊደዎን
‘ቲ ጸምሪ ጥራይ ንቑጽ ክኸውን
ሓልዮትካ ኣይውዳእንዩ ኩሉ ግዜ ዘሎ
ኤልሻዳይ (2) ኢለ ንስምካ ይጽውዖ ኣቦ
ኣብቲ ብእምኒ ዝተዓጽወ ስፍራ
ዝጨነወ ዝተገንዘ ሬሳ
ብዓውታ ድምጺ ውጻእ ኢልካ
ቃልካ ሰሚዑ ተንሲኡ ባርያኻ
ሓልዮትካ ኣይውዳእንዩ ኩሉ ግዜ ዘሎ
ኤልሻዳይ (2) ኢለ ንስምካ ይጽውዖ ኣቦ
እቲ ዘይከኣል ክውን ዝገበርካ...ኤልሻዳይ
ተወዲኡ እናተባህለ ዝፈለምካ....ኤልሻዳይ
ሞይቱ ዝተባህለ ዘተንሳእካ...ኤልሻዳይ
ኣነስ ገሪሙኒ ብኸኣልነትካ...ኤልሻዳይ
እሙን ኣምላኸይ ኢኻ
መናገፍየይ ኢኻ
ረዳእየይ ኢኻ
ተመስገን በይንኻ ጎይታ
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ኤልሻዳይ
Elshaday
VERSE 1
ኣብ ቤት ሳይዳ ዝተገብረ
ኣብ ዕውር ታሪኽ ዝተፈጸመ
በቲ ቅዱስ ጥፍጣፍካ ብሕያወይቲ ኢድካ
ከም ዝርኢ ጌርካዮ ኣዒንቱ ኣንቂሕካ
CHORUS
ሓልዮትካ ኣይውዳእንዩ ኩሉ ግዜ ዘሎ
ኤልሻዳይ (2) ኢለ ንስምካ ይጽውዖ ኣቦ /2/
CHORUS
እቲ ዘይከኣል ክውን ዝገበርካ...ኤልሻዳይ
ተወዲኡ እናተባህለ ዝፈለምካ....ኤልሻዳይ
ሞይቱ ዝተባህለ ዘተንሳእካ...ኤልሻዳይ
ኣነስ ገሪሙኒ ብኸኣልነትካ...ኤልሻዳይ
VERSE 2
ማህጸን ሳራ ብድቂ ከፊትካ
ኣብ እርጋና ውሉድ ህያብ ሂብካ
ኣይተቖጣዕካን ብቓል ጊደዎን
‘ቲ ጸምሪ ጥራይ ንቑጽ ክኸውን
CHORUS
ሓልዮትካ ኣይውዳእንዩ ኩሉ ግዜ ዘሎ
ኤልሻዳይ (2) ኢለ ንስምካ ይጽውዖ ኣቦ
VERSE 3
ኣብቲ ብእምኒ ዝተዓጽወ ስፍራ
ዝጨነወ ዝተገንዘ ሬሳ
ብዓውታ ድምጺ ውጻእ ኢልካ
ቃልካ ሰሚዑ ተንሲኡ ባርያኻ
CHORUS
ሓልዮትካ ኣይውዳእንዩ ኩሉ ግዜ ዘሎ
ኤልሻዳይ (2) ኢለ ንስምካ ይጽውዖ ኣቦ
CHORUS
እቲ ዘይከኣል ክውን ዝገበርካ...ኤልሻዳይ
ተወዲኡ እናተባህለ ዝፈለምካ....ኤልሻዳይ
ሞይቱ ዝተባህለ ዘተንሳእካ...ኤልሻዳይ
ኣነስ ገሪሙኒ ብኸኣልነትካ...ኤልሻዳይ
Outro
እሙን ኣምላኸይ ኢኻ
መናገፍየይ ኢኻ
ረዳእየይ ኢኻ
ተመስገን በይንኻ ጎይታ