መርከብ ናይ ኖህ
Lyrics
ብዘይ ውላድ ዓመታት ዝጸንሐት
ተምበርኪኻ ለሚና ንማርያም ረኸበት
እዚ ክኸውን ግን ናይ እግዚኣብሄር ዕላማ
መንፈሱ ልኢኹ ብጽዕና ከልብሳ
ኣማኑኤል ክውለድ ክህበና ጸጋ
መርከብ ናይ ኖህ ከይጠፍእ መድሓኒቱ
በትሪ ናይ ኣሮን ንሙሴ መራሒቱ
ደበና ናይ ኤልይስ መጽለሊቱ
ዘይትፈርስ ኣዳራሽ ንልዑል መዕቆቢቱ (2)
ንኣቦ መርዓቱ ዝኾንክዮ
ንወልድ ኣብ ከርስኺ ዝሃነጽክዮ
ንመንፈስ ቅዱስ’ውን ታቦት ዝኾንክዮ
መሳልል ኮይንክኒ ንዓይ ንኣቦይ ክርእዮ (2)
መርከብ ናይ ኖህ ከይጠፍእ መድሓኒቱ
በትሪ ናይ ኣሮን ንሙሴ መራሒቱ
ደበና ናይ ኤልይስ መጽለሊቱ
ዘይትፈርስ ኣዳራሽ ንልዑል መዕቆቢቱ (2)
መሳልል ናይ ድሕነት ናብ ዓወት መብጽሒት
ባርኖስኪ ትኽድኒ ትኾኒ መጽለሊት
ንብዓትኪ ተርግፊ ኣብ ቅድሚ ወድኺ
ከተማልዲ ንደቅኺ ፍጹም ዘይትሕለሊ (2)
እንሀት እኖኻ ካብ ዝብለኒ ጎይታ
ኮሪዐ እነብር ኣለኹ ረኺበ እፎይታ
ደገፈይ ስለ ዝኾንክኒ ንጸሎተይ መሰነይታ
ክህበኪ’የ ክብሪ ምስጋና (2)
ተቐበሊ ናይ ወድኺ ውዳሴ ዕልልታ
ተቐበሊ ናይ ጓልኪ ውዳሴ ዕልልታ
ተቐበሊ ናይ ደቅኺ ውዳሴ ዕልልታ
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
መርከብ ናይ ኖህ
Merkeb Nay Noh
Intro
ብዘይ ውላድ ዓመታት ዝጸንሐት
ተምበርኪኻ ለሚና ንማርያም ረኸበት
እዚ ክኸውን ግን ናይ እግዚኣብሄር ዕላማ
መንፈሱ ልኢኹ ብጽዕና ከልብሳ
ኣማኑኤል ክውለድ ክህበና ጸጋ
CHORUS
መርከብ ናይ ኖህ ከይጠፍእ መድሓኒቱ
በትሪ ናይ ኣሮን ንሙሴ መራሒቱ
ደበና ናይ ኤልይስ መጽለሊቱ
ዘይትፈርስ ኣዳራሽ ንልዑል መዕቆቢቱ (2)
VERSE 1
ንኣቦ መርዓቱ ዝኾንክዮ
ንወልድ ኣብ ከርስኺ ዝሃነጽክዮ
ንመንፈስ ቅዱስ’ውን ታቦት ዝኾንክዮ
መሳልል ኮይንክኒ ንዓይ ንኣቦይ ክርእዮ (2)
CHORUS
መርከብ ናይ ኖህ ከይጠፍእ መድሓኒቱ
በትሪ ናይ ኣሮን ንሙሴ መራሒቱ
ደበና ናይ ኤልይስ መጽለሊቱ
ዘይትፈርስ ኣዳራሽ ንልዑል መዕቆቢቱ (2)
VERSE 2
መሳልል ናይ ድሕነት ናብ ዓወት መብጽሒት
ባርኖስኪ ትኽድኒ ትኾኒ መጽለሊት
ንብዓትኪ ተርግፊ ኣብ ቅድሚ ወድኺ
ከተማልዲ ንደቅኺ ፍጹም ዘይትሕለሊ (2)
Outro
እንሀት እኖኻ ካብ ዝብለኒ ጎይታ
ኮሪዐ እነብር ኣለኹ ረኺበ እፎይታ
ደገፈይ ስለ ዝኾንክኒ ንጸሎተይ መሰነይታ
ክህበኪ’የ ክብሪ ምስጋና (2)
ተቐበሊ ናይ ወድኺ ውዳሴ ዕልልታ
ተቐበሊ ናይ ጓልኪ ውዳሴ ዕልልታ
ተቐበሊ ናይ ደቅኺ ውዳሴ ዕልልታ