ኣነን ቤተይን
Lyrics
ንመን ከም ዘገልግል ሎሚ ሓረይ
ን ኣምላክ ኣማልክቲ ጎይታይ ኢየ ኢለ
ነቲ ጎይታይ ጎይቶት ዕላማይ ጌይረዮ
ንዕኡ ወኒነ ኩሉመኒነዮ
ኣሕዋተይ ንዑ(2)
ኣሕዋተይ ንዕ ንጎይታይ ኣገልግሉ
ጎይታ ኣገልግሉ ኣሕዋተይ ንዑ
ኣነን ቤተይ ግና (3) ንእግዚኣብሄር
ንእግዚኣብሄር ኢና ነግልግል(2)
ንዓካ ከይብድል ቃልካ ኣብ ልበይ ኣሎ
ንሕግካ ምዱብ ስርሐይ ይገብሮ
ዝመርሓኒ ቃልካ ባርይካ
እሙን ኮይነ ክርከብ ትምክሕትይ ንስካ
ኣሕዋተይ ንዑ(2)
ኣሕዋተይ ንዕ ንጎይታይ ኣገልግሉ
ጎይታ ኣገልግሉ ኣሕዋተይ ንዑ
ኣነን ቤተይ ግና (3) ንእግዚኣብሄር
ንእግዚኣብሄር ኢና ነግልግል(2)
እቲ ጎይታይ ጎይቶት ኣብ ጎነይ ካብ ኮነ
ብዝመጹ ማዕበላት ኣይክናወጺየ
ሓንጊሩኒ አዩ አሞ ኣይከደልህጽን አየ
ዋልታ እምነተይ ኢዩሞ ኣይክሓፍርን ኢየ
ኣሕዋተይ ንዑ(2)
ኣሕዋተይ ንዕ ንጎይታይ ኣገልግሉ
ጎይታ ኣገልግሉ ኣሕዋተይ ንዑ
ኣነን ቤተይ ግና (3) ንእግዚኣብሄር
ንእግዚኣብሄር ኢና ነግልግል(2)
ኤየ ዘልኩ ኢየ ዘልኩ ምሳካ ኣለኩ ኢሉኒ ኢዩሞ ኣይሓፍርን ኢየ
ወሲነ ኢየ ወሲነ ኢየ ከገልግሎ
ኣነስ ወሲነ ኢየ ኣነስ ወሲነ የ ከገልግሎ
ኣነስ ሓረየ ኣነስ ሓርየ ክግዝኦ
ኣነስ ክምልኮ ኢየ ኣነስ ከምልኮየ ንዘልኣለም
ኢየ ዘለኩ (2) ምሳካ ኣለኩ ኢሉኒ ኢዩሞ ኣይሓፍርን ኢየ
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ኣነን ቤተይን
Anen Beyteyn
VERSE 1
ንመን ከም ዘገልግል ሎሚ ሓረይ
ን ኣምላክ ኣማልክቲ ጎይታይ ኢየ ኢለ
ነቲ ጎይታይ ጎይቶት ዕላማይ ጌይረዮ
ንዕኡ ወኒነ ኩሉመኒነዮ
Chorus
ኣሕዋተይ ንዑ(2)
ኣሕዋተይ ንዕ ንጎይታይ ኣገልግሉ
ጎይታ ኣገልግሉ ኣሕዋተይ ንዑ
ኣነን ቤተይ ግና (3) ንእግዚኣብሄር
ንእግዚኣብሄር ኢና ነግልግል(2)
VERSE 2
ንዓካ ከይብድል ቃልካ ኣብ ልበይ ኣሎ
ንሕግካ ምዱብ ስርሐይ ይገብሮ
ዝመርሓኒ ቃልካ ባርይካ
እሙን ኮይነ ክርከብ ትምክሕትይ ንስካ
CHORUS
ኣሕዋተይ ንዑ(2)
ኣሕዋተይ ንዕ ንጎይታይ ኣገልግሉ
ጎይታ ኣገልግሉ ኣሕዋተይ ንዑ
ኣነን ቤተይ ግና (3) ንእግዚኣብሄር
ንእግዚኣብሄር ኢና ነግልግል(2)
VERSE 3
እቲ ጎይታይ ጎይቶት ኣብ ጎነይ ካብ ኮነ
ብዝመጹ ማዕበላት ኣይክናወጺየ
ሓንጊሩኒ አዩ አሞ ኣይከደልህጽን አየ
ዋልታ እምነተይ ኢዩሞ ኣይክሓፍርን ኢየ
CHORUS
ኣሕዋተይ ንዑ(2)
ኣሕዋተይ ንዕ ንጎይታይ ኣገልግሉ
ጎይታ ኣገልግሉ ኣሕዋተይ ንዑ
ኣነን ቤተይ ግና (3) ንእግዚኣብሄር
ንእግዚኣብሄር ኢና ነግልግል(2)
ኤየ ዘልኩ ኢየ ዘልኩ ምሳካ ኣለኩ ኢሉኒ ኢዩሞ ኣይሓፍርን ኢየ
Outro
ወሲነ ኢየ ወሲነ ኢየ ከገልግሎ
ኣነስ ወሲነ ኢየ ኣነስ ወሲነ የ ከገልግሎ
ኣነስ ሓረየ ኣነስ ሓርየ ክግዝኦ
ኣነስ ክምልኮ ኢየ ኣነስ ከምልኮየ ንዘልኣለም
ኢየ ዘለኩ (2) ምሳካ ኣለኩ ኢሉኒ ኢዩሞ ኣይሓፍርን ኢየ