ንስኻ ኢኻ ጎይታይ
Lyrics
ኣብ ሂወተይ ካብ ዝወሰንክዎ
ኩሉ ሳዕወን ዘሕጉሰኒ እታ
ንጎይታ ኢየሱስ ክርስቶስ
ንስኻ ኢኻ ጎይታ ዝበልኩላ (4)
ኣቤት(4) ሓጎስ
እንቓዕ ኣይትርእዩኒ ዘለክዎ
ኣቤት(4) ደስታ
እንተትርእይዎ ናይ ሂወተይ ባህታ
ሂወተይ ትህብ ምስክርነታ
ዝተገብረላ ድንቂ ተግባር ኣምላኽ (4)
ተግባር ኣምላክ(2) ትምስክር ኣላተግባር ኣምላኽ
ኢየሱስ ምስ ረከበኩ ልበይ ዓረፈ
ናብኡ ምስ ቀረበኩ ተለዊጡ ዘመነይ
ኩነታት ዘይግድሶ እቲ ናተይ ኣምላኽ
ካብ ሓዘን ናብ ሓጎስ ካብ ጸበባ ናብ ራህዋ
ኣሰጋጊሩኒ ኢየሱስ ክሳብ ሎሚ ሓለዋ ንሕይወተይ
ኣቤት (4) ሓጎስ
እንቓዕ ኣይትርእዩኒ ዘለክዎ
ኣቤት (4) ደስታ
እንተትርእይዎ ናይ ሂወተይ ባህታ
ሂወተይ ትህብ ምስክርነታ
ዝተገብረላ ድንቂ ተግባር ኣምላክ (4)
ተግባር ኣምላኽ (2) ትምስክር ኣላተግባር ኣምላኽ
ካብ ጥንቲ ብዛዕባኻ ሰሚዕ ኔረ
ሕጂ ግን ርእየካ ፍቕርካ ጥዒመ
ጎይታይ ኣብ ልበይ ዘንበርካዮ ብርሃን
ሰላመይ በዚሑ ኩነታተይ ኣብቒዑ
ዘመነይ ትቐዪሩ ዕረፍቲ ኮይኑለይ ኢየሱስ ኮይኑ ጎይታይ
ኣቤት (4) ሓጎስ
እንቓዕ ኣይትርእዩኒ ዘለክዎ
ኣቤት (4) ደስታ
እንተትርእይዎ ናይ ሂወተይ ባህታ
ሂወተይ ትህብ ምስክርነታ
ዝተገብረላ ድንቂ ተግባር ኣምላክ (4)
ተግባር ኣምላኽ (2) ትምስክር ኣላተግባር ኣምላኽ
ተግባር ኣምላክ (2 ) ትምስክር ኣላ ተግባር ኣምላኽ
ተግባር ኣምላክ (2) ተመስግን ኣላ ተግባር ኣምላኽ
ተግባር ኣምላክ (2) ትዕልል ኣላ ተግባር ኣምላኽ
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ንስኻ ኢኻ ጎይታይ
Nska Ika Goytay
VERSE 1
ኣብ ሂወተይ ካብ ዝወሰንክዎ
ኩሉ ሳዕወን ዘሕጉሰኒ እታ
ንጎይታ ኢየሱስ ክርስቶስ
ንስኻ ኢኻ ጎይታ ዝበልኩላ (4)
CHORUS
ኣቤት(4) ሓጎስ
እንቓዕ ኣይትርእዩኒ ዘለክዎ
ኣቤት(4) ደስታ
እንተትርእይዎ ናይ ሂወተይ ባህታ
ሂወተይ ትህብ ምስክርነታ
ዝተገብረላ ድንቂ ተግባር ኣምላኽ (4)
ተግባር ኣምላክ(2) ትምስክር ኣላተግባር ኣምላኽ
VERSE 2
ኢየሱስ ምስ ረከበኩ ልበይ ዓረፈ
ናብኡ ምስ ቀረበኩ ተለዊጡ ዘመነይ
ኩነታት ዘይግድሶ እቲ ናተይ ኣምላኽ
ካብ ሓዘን ናብ ሓጎስ ካብ ጸበባ ናብ ራህዋ
ኣሰጋጊሩኒ ኢየሱስ ክሳብ ሎሚ ሓለዋ ንሕይወተይ
CHORUS
ኣቤት (4) ሓጎስ
እንቓዕ ኣይትርእዩኒ ዘለክዎ
ኣቤት (4) ደስታ
እንተትርእይዎ ናይ ሂወተይ ባህታ
ሂወተይ ትህብ ምስክርነታ
ዝተገብረላ ድንቂ ተግባር ኣምላክ (4)
ተግባር ኣምላኽ (2) ትምስክር ኣላተግባር ኣምላኽ
VERSE 3
ካብ ጥንቲ ብዛዕባኻ ሰሚዕ ኔረ
ሕጂ ግን ርእየካ ፍቕርካ ጥዒመ
ጎይታይ ኣብ ልበይ ዘንበርካዮ ብርሃን
ሰላመይ በዚሑ ኩነታተይ ኣብቒዑ
ዘመነይ ትቐዪሩ ዕረፍቲ ኮይኑለይ ኢየሱስ ኮይኑ ጎይታይ
CHORUS
ኣቤት (4) ሓጎስ
እንቓዕ ኣይትርእዩኒ ዘለክዎ
ኣቤት (4) ደስታ
እንተትርእይዎ ናይ ሂወተይ ባህታ
ሂወተይ ትህብ ምስክርነታ
ዝተገብረላ ድንቂ ተግባር ኣምላክ (4)
ተግባር ኣምላኽ (2) ትምስክር ኣላተግባር ኣምላኽ
VERSE 4
ተግባር ኣምላክ (2 ) ትምስክር ኣላ ተግባር ኣምላኽ
ተግባር ኣምላክ (2) ተመስግን ኣላ ተግባር ኣምላኽ
ተግባር ኣምላክ (2) ትዕልል ኣላ ተግባር ኣምላኽ