Loading Projector Mode…
VERSE 1
ሃንደበት መንፈስ ቅዱስ ምስ መጸኒ
ውሽጠይ ተሓደሰ ሓጎስ መልኣኒ
ፈሪሐ ዝነበርኩ ቤተይ ተሸጒጠ
ክዓዪ ጀመርኩ ፍርሐይ ተቐንጠጠ /2/
ዝብል ዝነበርኩ ኣይፈልጦን’የ ንየሱስ
ንእለቱ በልኩ ንሱ’ዩ ‘ቲ ንጉስ
ተነስሑ ክብል ወግሐ ጸብሐ
ስሙ ንኸውሪ ልሳነይ ተፈትሐ