ርሕርሕቲ ኣደ
Lyrics
ርሕርሕቲ ኣደ ኣደ ኩሉ ፍጥረት
(ኣደ ኩሉ ፍጥረት)
ንዓና ዝኸውን መድሓኒ ወለደት
(መድሓኒ ወለደት)
ፍጥረት ሰብ ክንሳ ንሰማይ ፈለሰት
እዚ ንኽትከውን ድንግልና ተመርጸት(2)
ውፉይ ሂወታ ትሕትና ዝመልኦ
ሰብኣውነታ እግዚኣብሔር ዝቀብኦ(2)
ማሕደሩ ክትከውን ንነብሳ
(ማሕደሩ ክትከውን)
ንነብሰ ሓዝኦ ...
ግራቱ ክትፈሪ
ንጽድቃ ይዘርኦ(2)
ንምድሪ ረጊጻ ረጊጻ ንሰማይ ትትርኣሳ
ናይ ንግስነት ዘውዲ ግርማ ዘውዲ ግርማ ለቢሳ
ንኹለን ነፍሳትና ብመንፈሳ ኣሓዲሳ
ንጉዕዞ ሂወትና ብወዳ ቀዲሳ
ርሕርሕቲ ኣደ ኣደ ኩሉ ፍጥረት
(ኣደ ኩሉ ፍጥረት)
ንዓና ዝኸውን መድሓኒ ወለደት
(መድሓኒ ወለደት)
ፍትረት ሰብ ክንሳ ንሰማይ ፈለሰት
እዚ ንኽትከውን ድንግልና ተመርጸት(2)
ውፉይ ሂወታ ትሕትና ዝመልኦ
ሰብኣውነታ እግዚኣብሔር ዝቀብኦ(2)
ማሕደሩ ክትከውን ንነብሳ
(ማሕደሩ ክትከውን)
ንነብሰ ሓዝኦ ...(2)
ግራቱ ክትፈሪ
ንጽድቃ ይዘርኦ(2)
ንምድሪ ረጊጻ ንሰማይ ትትርኣሳ
ናይ ንግስነት ዘውዲ ግርማ ዘውዲ ግርማ ለቢሳ
ንኹለን ነፍሳትና ብመንፈሳ ኣሓዲሳ
ንጉዕዞ ሂወትና ብወዳ ቀዲሳ
ብጽዕቲ ይብልዋ ኩሎም ፍጥረት
(ኩሎም ፍጥረት)
ሓገዛ ይደልዩ ጾርም ዝኸበዶም
(ጾርም ዝኸበዶም)(4)
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ርሕርሕቲ ኣደ
Rhrhti Ade
Verse
ርሕርሕቲ ኣደ ኣደ ኩሉ ፍጥረት
(ኣደ ኩሉ ፍጥረት)
ንዓና ዝኸውን መድሓኒ ወለደት
(መድሓኒ ወለደት)
ፍጥረት ሰብ ክንሳ ንሰማይ ፈለሰት
እዚ ንኽትከውን ድንግልና ተመርጸት(2)
Verse
ውፉይ ሂወታ ትሕትና ዝመልኦ
ሰብኣውነታ እግዚኣብሔር ዝቀብኦ(2)
ማሕደሩ ክትከውን ንነብሳ
(ማሕደሩ ክትከውን)
ንነብሰ ሓዝኦ ...
ግራቱ ክትፈሪ
ንጽድቃ ይዘርኦ(2)
Verse
ንምድሪ ረጊጻ ረጊጻ ንሰማይ ትትርኣሳ
ናይ ንግስነት ዘውዲ ግርማ ዘውዲ ግርማ ለቢሳ
ንኹለን ነፍሳትና ብመንፈሳ ኣሓዲሳ
ንጉዕዞ ሂወትና ብወዳ ቀዲሳ
Verse
ርሕርሕቲ ኣደ ኣደ ኩሉ ፍጥረት
(ኣደ ኩሉ ፍጥረት)
ንዓና ዝኸውን መድሓኒ ወለደት
(መድሓኒ ወለደት)
ፍትረት ሰብ ክንሳ ንሰማይ ፈለሰት
እዚ ንኽትከውን ድንግልና ተመርጸት(2)
Verse
ውፉይ ሂወታ ትሕትና ዝመልኦ
ሰብኣውነታ እግዚኣብሔር ዝቀብኦ(2)
ማሕደሩ ክትከውን ንነብሳ
(ማሕደሩ ክትከውን)
ንነብሰ ሓዝኦ ...(2)
ግራቱ ክትፈሪ
ንጽድቃ ይዘርኦ(2)
Verse
ንምድሪ ረጊጻ ንሰማይ ትትርኣሳ
ናይ ንግስነት ዘውዲ ግርማ ዘውዲ ግርማ ለቢሳ
ንኹለን ነፍሳትና ብመንፈሳ ኣሓዲሳ
ንጉዕዞ ሂወትና ብወዳ ቀዲሳ
Outro
ብጽዕቲ ይብልዋ ኩሎም ፍጥረት
(ኩሎም ፍጥረት)
ሓገዛ ይደልዩ ጾርም ዝኸበዶም
(ጾርም ዝኸበዶም)(4)