ረዳኢ ነዳያት
Lyrics
ፋሕ ኢልና ምስ ርኤ እግዛቤር ደንጊጹ
ዝኣኻኽቡና ዓየይቲ ሰዲዱ
ንኽእክበና ኣብ ሓደ መኣዲ
ቅዱሳንሰዲዱ ዝምርሑ መንገዲ
ድኻታት ነዳያን ዘምሩ ዓልሉ
ኣምላኽ መሊስልኩም ኣውያትኩም ስሚዑ
ቀረባ ረዳኢ ኣንጦንዮስ ሂብኩም
ኣብ ማእከልኩም ኮይኑ ዘጸናንዓኩም
ኣንጦንዮስ ኣባዲ ሕዙናት
ብጾሎቱ ተንስኡ ምዉታት
ኣንጦንዮስ ረዳኢ ነዳያት
ብጸግኡ ጸገቡ ጥሙያት
ድኻትት ተንስኡ ኣኽብርዎ ስሙ በዚ
ዝተዋህበኩም ኣምላኽ ኣመስግኑ
ሓላዪ ሂብኩም ዝእብድ ዘጽንዕ
ብኣማላድነት ናብ ድሕነት ዘብጽሕ
ልኡኽ እግዛብሄር ዘንጸባርቅ ጽድቂ
ብጸጋኡ ንዝጠመዩ ኣጽጊቡ
ብስብከት ወንገሉ ጥፉኣት ዝመልስ
ብንጹህ መንፈሱ ሓጥኣን ዝሃንጽ
ኣንጦንዮስ ኣባዲ ሕዙናት
ብጾሎቱ ተንስኡ ምዉታት
ኣንጦንዮስ ረዳኢ ነዳያት
ብጸግኡ ጸገቡ ጥሙያት
ኣምላኽ ይመስገኖ ስሙ ልዕል ይበል
ዉሉድ ክንጠፍእ ስቅ ኢሉ ዘይሓድግ
ቅዱሳን ሰዲዱ ብዘደንቅ ትምህርቲ
ሓይሊ መንፈስ ቁዱስ ዝመልኦ ትምህርቲ
ኣንጦንዮስ ኣባዲ ሕዙናት
ብጾሎቱ ተንስኡ ምዉታት
ኣንጦንዮስ ረዳኢ ነዳያት
ብጸግኡ ጸገቡ ጥሙያት
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ረዳኢ ነዳያት
Redait nedayat
VERSE 1
ፋሕ ኢልና ምስ ርኤ እግዛቤር ደንጊጹ
ዝኣኻኽቡና ዓየይቲ ሰዲዱ
ንኽእክበና ኣብ ሓደ መኣዲ
ቅዱሳንሰዲዱ ዝምርሑ መንገዲ
ድኻታት ነዳያን ዘምሩ ዓልሉ
ኣምላኽ መሊስልኩም ኣውያትኩም ስሚዑ
ቀረባ ረዳኢ ኣንጦንዮስ ሂብኩም
ኣብ ማእከልኩም ኮይኑ ዘጸናንዓኩም
CHORUS
ኣንጦንዮስ ኣባዲ ሕዙናት
ብጾሎቱ ተንስኡ ምዉታት
ኣንጦንዮስ ረዳኢ ነዳያት
ብጸግኡ ጸገቡ ጥሙያት
VERSE 2
ድኻትት ተንስኡ ኣኽብርዎ ስሙ በዚ
ዝተዋህበኩም ኣምላኽ ኣመስግኑ
ሓላዪ ሂብኩም ዝእብድ ዘጽንዕ
ብኣማላድነት ናብ ድሕነት ዘብጽሕ
ልኡኽ እግዛብሄር ዘንጸባርቅ ጽድቂ
ብጸጋኡ ንዝጠመዩ ኣጽጊቡ
ብስብከት ወንገሉ ጥፉኣት ዝመልስ
ብንጹህ መንፈሱ ሓጥኣን ዝሃንጽ
CHORUS
ኣንጦንዮስ ኣባዲ ሕዙናት
ብጾሎቱ ተንስኡ ምዉታት
ኣንጦንዮስ ረዳኢ ነዳያት
ብጸግኡ ጸገቡ ጥሙያት
VERSE 3
ኣምላኽ ይመስገኖ ስሙ ልዕል ይበል
ዉሉድ ክንጠፍእ ስቅ ኢሉ ዘይሓድግ
ቅዱሳን ሰዲዱ ብዘደንቅ ትምህርቲ
ሓይሊ መንፈስ ቁዱስ ዝመልኦ ትምህርቲ
CHORUS
ኣንጦንዮስ ኣባዲ ሕዙናት
ብጾሎቱ ተንስኡ ምዉታት
ኣንጦንዮስ ረዳኢ ነዳያት
ብጸግኡ ጸገቡ ጥሙያት