ተስፋ ኣዳም
Lyrics
ተስፋ ስኢኑ ውሽጥና ክጭነቕ
ብሓላፊ ሽግር ክሽነፍ
ሓልዮት ዝመልኦ የዒንትኺ
ወትሩ ንዓና ይጥምታ
ይመልእኦ ንመንፈስና ብሓጎስ ብደስታ
ጸጋ ደልየ ይጎይ ናባኺ
ተስፋ ደልየ ይቐርብ ናባኺ
ሕልፊ ኩሉ ተህድኢ ንልበይ
ማርያም ኢኺ ‘ታ ፍቕርቲ ኣደይ/2/
ከም ትምኒትና ከምቲ ሓሳብና
ከም ባህግና ከምቲ ድላይና
ጭንቂ ሕሳብ ክርሕቕ ካባና
ሰላም ክኸውን ዓለምና
ብርኽቲ ኣደይ ጸግውልና
ሰለማዊት ሰላም ኣውርደልና
ጸጋ ደልየ ይጎይ ናባኺ
ተስፋ ደልየ ይቐርብ ናባኺ
ሕልፊ ኩሉ ተህድኢ ንልበይ
ማርያም ኢኺ ‘ታ ፍቕርቲ ኣደይ/2/
ሕጅ ውን ንጽበ ማርያምና
ካብ ወሰናት ክትኣኻኽብና
ክንምለስ ናብቲ መንቀሊና እነፍቅሮ (2) ቤትና
ብክጽብቕ ናብራና ከመልእ ወኻዕታና
ጸልማት ኣብቂዑ ክኸውን ወጋሕታ
ጸጋ ደልየ ይጎይ ናባኺ
ተስፋ ደልየ ይቐርብ ናባኺ
ሕልፊ ኩሉ ተህድኢ ንልበይ
ማርያም ኢኺ ‘ታ ፍቕርቲ ኣደይ/2/
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ተስፋ ኣዳም
Tesfa adam
VERSE 1
ተስፋ ስኢኑ ውሽጥና ክጭነቕ
ብሓላፊ ሽግር ክሽነፍ
ሓልዮት ዝመልኦ የዒንትኺ
ወትሩ ንዓና ይጥምታ
ይመልእኦ ንመንፈስና ብሓጎስ ብደስታ
CHORUS
ጸጋ ደልየ ይጎይ ናባኺ
ተስፋ ደልየ ይቐርብ ናባኺ
ሕልፊ ኩሉ ተህድኢ ንልበይ
ማርያም ኢኺ ‘ታ ፍቕርቲ ኣደይ/2/
VERSE 2
ከም ትምኒትና ከምቲ ሓሳብና
ከም ባህግና ከምቲ ድላይና
ጭንቂ ሕሳብ ክርሕቕ ካባና
ሰላም ክኸውን ዓለምና
ብርኽቲ ኣደይ ጸግውልና
ሰለማዊት ሰላም ኣውርደልና
CHORUS
ጸጋ ደልየ ይጎይ ናባኺ
ተስፋ ደልየ ይቐርብ ናባኺ
ሕልፊ ኩሉ ተህድኢ ንልበይ
ማርያም ኢኺ ‘ታ ፍቕርቲ ኣደይ/2/
VERSE 3
ሕጅ ውን ንጽበ ማርያምና
ካብ ወሰናት ክትኣኻኽብና
ክንምለስ ናብቲ መንቀሊና እነፍቅሮ (2) ቤትና
ብክጽብቕ ናብራና ከመልእ ወኻዕታና
ጸልማት ኣብቂዑ ክኸውን ወጋሕታ
CHORUS
ጸጋ ደልየ ይጎይ ናባኺ
ተስፋ ደልየ ይቐርብ ናባኺ
ሕልፊ ኩሉ ተህድኢ ንልበይ
ማርያም ኢኺ ‘ታ ፍቕርቲ ኣደይ/2/