ፈሪሳውያን ክኸሱኻ
Lyrics
ፈሪሳውያን ክኸሱኻ ጸርፍን ዘለፋን ከውሩዱልካ
ሓንቲ ቓል እኳ ሕማቕ ከየውጻእካ
ንኹሉ ብኹሉ ምቕባልካ
ዝዕእበየ ተኣምራት እዚ ኢዩ ንሕዝብኻ
አመስግን ኣለኹ ንዓኻ
ብምልኣት ልቢ አኽብረካ
አመስግን ኣለኹ ንዓኻ
ስለ ውዕለትካ እባርኸካ አመስግነካ
ባርኸኒ ኦ ኣምላኸይ
ጽሩይ ልቢ ፍጠረለይ
ካብ ብዙሕ ሓጢኣት ኣድሕነኒ
ኣብ ኣኽናፍካ ኣጽልለኒ
ኣነስ ይ ኣምን ኢየ ወትሩ ከም ተጥልለኒ
አመስግን ኣለኹ ንዓኻ
ብምልኣት ልቢ አኽብረካ
አመስግን ኣለኹ ንዓኻ
ስለ ውዕለትካ እባርኸካ አመስግነካ
ጸሎት ሚስጋና ናባኻ
ኣምልኾ ስግደት ንበይንካ
ሰላም እተንግስ ኣምልኽ ኢኻ
ንምሉእ ዘመነይ ከንግሰካ
ሎሚ ጽባሕ ኩሉ ግዜ ልዕል በል ኣብ ዙፋንካ
አመስግን ኣለኹ ንዓኻ
ብምልኣት ልቢ አኽብረካ
አመስግን ኣለኹ ንዓኻ
ስለ ውዕለትካ እባርኸካ አመስግነካ
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ፈሪሳውያን ክኸሱኻ
Ferisawyan kkesuka
VERSE 1
ፈሪሳውያን ክኸሱኻ ጸርፍን ዘለፋን ከውሩዱልካ
ሓንቲ ቓል እኳ ሕማቕ ከየውጻእካ
ንኹሉ ብኹሉ ምቕባልካ
ዝዕእበየ ተኣምራት እዚ ኢዩ ንሕዝብኻ
CHORUS
አመስግን ኣለኹ ንዓኻ
ብምልኣት ልቢ አኽብረካ
አመስግን ኣለኹ ንዓኻ
ስለ ውዕለትካ እባርኸካ አመስግነካ
VERSE 2
ባርኸኒ ኦ ኣምላኸይ
ጽሩይ ልቢ ፍጠረለይ
ካብ ብዙሕ ሓጢኣት ኣድሕነኒ
ኣብ ኣኽናፍካ ኣጽልለኒ
ኣነስ ይ ኣምን ኢየ ወትሩ ከም ተጥልለኒ
CHORUS
አመስግን ኣለኹ ንዓኻ
ብምልኣት ልቢ አኽብረካ
አመስግን ኣለኹ ንዓኻ
ስለ ውዕለትካ እባርኸካ አመስግነካ
VERSE 3
ጸሎት ሚስጋና ናባኻ
ኣምልኾ ስግደት ንበይንካ
ሰላም እተንግስ ኣምልኽ ኢኻ
ንምሉእ ዘመነይ ከንግሰካ
ሎሚ ጽባሕ ኩሉ ግዜ ልዕል በል ኣብ ዙፋንካ
CHORUS
አመስግን ኣለኹ ንዓኻ
ብምልኣት ልቢ አኽብረካ
አመስግን ኣለኹ ንዓኻ
ስለ ውዕለትካ እባርኸካ አመስግነካ