ኢየሱስ ናዝራዊ ናተይ
Lyrics
ሽግር ተመጸ ጭንቀት
ጸበባ ተመጸ ስደት
ካብኡ ፍጹም ዘይፍለ
ኢየሱስ ናዝራዊ ናተይ
ካብኡ ዝፈልያ መንዩ ንሂወተይ
ኢየሱስ ናዝራዊ ናተይ(2)
ፈዋሲ ሕሙማት
ዘንጽሀ ንለምጻማት
ብሓይሉ ዘተንስአ ምዉታት
ኢየሱስ ናዝራዊ ናተይ
ካብኡ ዝፈልያ መንዩ ንሂወተይ
ኢየሱስ ናዝራዊ ናተይ(2)
ዓንጋሊ ጥሙያት
ኣርዋዪ ጽሙኣት
ሰባኺ ወንጌል ንድኻታት
ኢየሱስ ናዝራዊ ናተይ
ካብኡ ዝፈልያ መንዩ ንሂወተይ
ኢየሱስ ናዝራዊ ናተይ(2)
ናባዪ ዘኽታማት
መዋረዲ ግን ንዕቡያት
ክብረቶም ንትሑታት
ኢየሱስ ናዝራዊ ናተይ
ካብኡ ዝፈልያ መንዩ ንሂወተይ
ኢየሱስ ናዝራዊ ናተይ(2)
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ኢየሱስ ናዝራዊ ናተይ
Eyesus nazrawi natey
VERSE 1
ሽግር ተመጸ ጭንቀት
ጸበባ ተመጸ ስደት
ካብኡ ፍጹም ዘይፍለ
CHORUS
ኢየሱስ ናዝራዊ ናተይ
ካብኡ ዝፈልያ መንዩ ንሂወተይ
ኢየሱስ ናዝራዊ ናተይ(2)
VERSE 2
ፈዋሲ ሕሙማት
ዘንጽሀ ንለምጻማት
ብሓይሉ ዘተንስአ ምዉታት
CHORUS
ኢየሱስ ናዝራዊ ናተይ
ካብኡ ዝፈልያ መንዩ ንሂወተይ
ኢየሱስ ናዝራዊ ናተይ(2)
VERSE 3
ዓንጋሊ ጥሙያት
ኣርዋዪ ጽሙኣት
ሰባኺ ወንጌል ንድኻታት
CHORUS
ኢየሱስ ናዝራዊ ናተይ
ካብኡ ዝፈልያ መንዩ ንሂወተይ
ኢየሱስ ናዝራዊ ናተይ(2)
VERSE 4
ናባዪ ዘኽታማት
መዋረዲ ግን ንዕቡያት
ክብረቶም ንትሑታት
CHORUS
ኢየሱስ ናዝራዊ ናተይ
ካብኡ ዝፈልያ መንዩ ንሂወተይ
ኢየሱስ ናዝራዊ ናተይ(2)