ብግዜ ንአስነትካ
Lyrics
ባህ ኣይበለንን እትብለሉ ከይመጸ
ክፉእ መዓልትታት ከይቀረበካ ኸሎ
የዒንትኻ ደኺመን ከይጠለማኻ ከለዋ
ብመዓልታት ንእስነትካ ንፈጣሪኻ ዘክሮ
ብግዜ ንእስነትካ ንፈጣሪኻ ዘክሮ
ብርሃንን ጸሓይን ኩሎም ከይጸልመቱኻ
ብመዓልታት ንእስነትካ ንፈጣሪኻ ዘክሮ
ኦ ክቡር መንእሰይ
እቲ ኣቦ ክብሪ ዝኾነ ኣምላኽ
ሓርዮካን ጸዊዑካን እዩ’ሞ
ክብርኻ ፈሊጥካ
ናብቲ ክቡር ነገር ጠምትን ተጓዓዝን
መወዳእታኻ ውን ክብሪ ክህልዎ’ዩ
ብግዚ ንእስነትካ ባህ ይበለካ
መዓልታት ንእስነትካ ተደሰት ተሓጎስ
ልብኻ ዝደልዮ ንኹሉ ሰዓቦ
ግና ኣምላኽ ከም ዝፈርደካ ንኹሉ ዘክሮ
ብግዜ ንእስነትካ ንፈጣሪኻ ዘክሮ
ብርሃንን ጸሓይን ኩሎም ከይጸልመቱኻ
ብመዓልታት ንእስነትካ ንፈጣሪኻ ዘክሮ
ሕይወትካ ተበላሽዩ ዘርሞ ዘርሞ ኮይኑ
ብጽልኢ ብዕብዳን ልብኻ ቅሒሩ
ክሳብ መዓስ ኢኻ ብኸምዚ ክትክጽል
ሕጅስ ይኣኽለካ ተመለስ ናብ ኣምላኽካ
ብግዜ ንእስነትካ ንፈጣሪኻ ዘክሮ
ብርሃንን ጸሓይን ኩሎም ከይጸልመቱኻ
ብመዓልታት ንእስነትካ ንፈጣሪኻ ዘክሮ
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ብግዜ ንአስነትካ
Bgzie nesnetka
VERSE 1
ባህ ኣይበለንን እትብለሉ ከይመጸ
ክፉእ መዓልትታት ከይቀረበካ ኸሎ
የዒንትኻ ደኺመን ከይጠለማኻ ከለዋ
ብመዓልታት ንእስነትካ ንፈጣሪኻ ዘክሮ
CHORUS
ብግዜ ንእስነትካ ንፈጣሪኻ ዘክሮ
ብርሃንን ጸሓይን ኩሎም ከይጸልመቱኻ
ብመዓልታት ንእስነትካ ንፈጣሪኻ ዘክሮ
VERSE 2
ኦ ክቡር መንእሰይ
እቲ ኣቦ ክብሪ ዝኾነ ኣምላኽ
ሓርዮካን ጸዊዑካን እዩ’ሞ
ክብርኻ ፈሊጥካ
ናብቲ ክቡር ነገር ጠምትን ተጓዓዝን
መወዳእታኻ ውን ክብሪ ክህልዎ’ዩ
VERSE 3
ብግዚ ንእስነትካ ባህ ይበለካ
መዓልታት ንእስነትካ ተደሰት ተሓጎስ
ልብኻ ዝደልዮ ንኹሉ ሰዓቦ
ግና ኣምላኽ ከም ዝፈርደካ ንኹሉ ዘክሮ
CHORUS
ብግዜ ንእስነትካ ንፈጣሪኻ ዘክሮ
ብርሃንን ጸሓይን ኩሎም ከይጸልመቱኻ
ብመዓልታት ንእስነትካ ንፈጣሪኻ ዘክሮ
VERSE 4
ሕይወትካ ተበላሽዩ ዘርሞ ዘርሞ ኮይኑ
ብጽልኢ ብዕብዳን ልብኻ ቅሒሩ
ክሳብ መዓስ ኢኻ ብኸምዚ ክትክጽል
ሕጅስ ይኣኽለካ ተመለስ ናብ ኣምላኽካ
CHORUS
ብግዜ ንእስነትካ ንፈጣሪኻ ዘክሮ
ብርሃንን ጸሓይን ኩሎም ከይጸልመቱኻ
ብመዓልታት ንእስነትካ ንፈጣሪኻ ዘክሮ