ዘይትጠልም መፍቀርየይ
Lyrics
ሰላመይ ከይናወጽ ምጽንናዕካ ሂብካ
ብብዝሕ ጸጋካ ምሕረትካ ሰዲድካ
ዉሉደይ እናበልካ ንሓጥእ ወድኻ
ከሊልካዮ ኢኻ ንድኹም ባርያኻ
ንስኻ እንዲኻ
ዘይትጠልም መፍቀርየይ
ሕይወትካ የሕሊፍካ ሕይወት ዝሃብካ
ንባርያኻ
ብብዝሒ ምሕረትካ ነናሻዕ ተፍቅረኒ
ናብ ሕማቕ ከይከይድ ሕሹኽ እትብለኒ
ኣብ ውሽጠይ ተንብር ምስጢር ናይ ፍቕርኻ
እንሆኳ` መሊኡ የንጀርብብ ቅብእኻ
ንስኻ እንዲኻ
ዘይትጠልም መፍቀርየይ
ሕይወትካ የሕሊፍካ ሕይወት ዝሃብካ
ንባርያኻ
ጸጋ ውህበቱ ርሑው ኢዩ ፈልፋሊ
ብምሕረት ሃብታም ንኹራ ደንጓይ
ጸጋ ውህበቱ ርሑው ኢዩ ፈልፋሊ
ብምሕረት ሃብታም ንኹራ ደንጓይ
ጸጋ ውህበቱ ርሑው ኢዩ ፈልፋሊ
ብምሕረት ሃብታም ንኹራ ደንጓይ
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ዘይትጠልም መፍቀርየይ
zeyttelm mefqreyey
VERSE 1
ሰላመይ ከይናወጽ ምጽንናዕካ ሂብካ
ብብዝሕ ጸጋካ ምሕረትካ ሰዲድካ
ዉሉደይ እናበልካ ንሓጥእ ወድኻ
ከሊልካዮ ኢኻ ንድኹም ባርያኻ
Chorus
ንስኻ እንዲኻ
ዘይትጠልም መፍቀርየይ
ሕይወትካ የሕሊፍካ ሕይወት ዝሃብካ
ንባርያኻ
VERSE 2
ብብዝሒ ምሕረትካ ነናሻዕ ተፍቅረኒ
ናብ ሕማቕ ከይከይድ ሕሹኽ እትብለኒ
ኣብ ውሽጠይ ተንብር ምስጢር ናይ ፍቕርኻ
እንሆኳ` መሊኡ የንጀርብብ ቅብእኻ
Chorus
ንስኻ እንዲኻ
ዘይትጠልም መፍቀርየይ
ሕይወትካ የሕሊፍካ ሕይወት ዝሃብካ
ንባርያኻ
OUTRO
ጸጋ ውህበቱ ርሑው ኢዩ ፈልፋሊ
ብምሕረት ሃብታም ንኹራ ደንጓይ
ጸጋ ውህበቱ ርሑው ኢዩ ፈልፋሊ
ብምሕረት ሃብታም ንኹራ ደንጓይ
ጸጋ ውህበቱ ርሑው ኢዩ ፈልፋሊ
ብምሕረት ሃብታም ንኹራ ደንጓይ