ተለመን ጎይታ
Lyrics
ትሕትና ኪለብስ ከም ፍቕድካ
ኣእምሮ ክገብር ከም ድልየትካ
ሕዝብኻ ጸዊዕካ ዝመራሕካ
ጸዋዕታይ ፈሊጥ ክስዕበካ
ተለመን ጎይታ ንዓ ኣብ ባሮትካ
ተለመን ኢየሱስ ንዓ ኣብ ሕዝብኻ
ልበይ ከፊተ ኢየ ክጽበየካ
ልበይ ከፊተ ኢየ ክጽበየካ
ትዕቢት ንኸይገብር ነጊርካኒ
ብሓጢ ኣት ክጠዓስ ጸዊዕካኒ
ንዓኻ ክመስል ከም ዘሎኒ
ትእዛዝካ ክፍጽም ኣኽእለኒ
ተለመን ጎይታ ንዓ ኣብ ባሮትካ
ተለመን ኢየሱስ ንዓ ኣብ ሕዝብኻ
ልበይ ከፊተ ኢየ ክጽበየካ
ልበይ ከፊተ ኢየ ክጽበየካ
ኣእዳወይ ክዝርግሕንኽብርኻ
ዘይትድርብየኒ ለዋህ ኢኻ
ምሕረት ንኽሓትት ኣብ ቅድሜኻ
ተምበርኪኸ ይጽበ ኣብ ትሕቴኻ
ተለመን ጎይታ ንዓ ኣብ ባሮትካ
ተለመን ኢየሱስ ንዓ ኣብ ሕዝብኻ
ልበይ ከፊተ ኢየ ክጽበየካ
ልበይ ከፊተ ኢየ ክጽበየካ
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ተለመን ጎይታ
Telemen goyta
VERSE 1
ትሕትና ኪለብስ ከም ፍቕድካ
ኣእምሮ ክገብር ከም ድልየትካ
ሕዝብኻ ጸዊዕካ ዝመራሕካ
ጸዋዕታይ ፈሊጥ ክስዕበካ
CHORUS
ተለመን ጎይታ ንዓ ኣብ ባሮትካ
ተለመን ኢየሱስ ንዓ ኣብ ሕዝብኻ
ልበይ ከፊተ ኢየ ክጽበየካ
ልበይ ከፊተ ኢየ ክጽበየካ
VERSE 2
ትዕቢት ንኸይገብር ነጊርካኒ
ብሓጢ ኣት ክጠዓስ ጸዊዕካኒ
ንዓኻ ክመስል ከም ዘሎኒ
ትእዛዝካ ክፍጽም ኣኽእለኒ
CHORUS
ተለመን ጎይታ ንዓ ኣብ ባሮትካ
ተለመን ኢየሱስ ንዓ ኣብ ሕዝብኻ
ልበይ ከፊተ ኢየ ክጽበየካ
ልበይ ከፊተ ኢየ ክጽበየካ
VERSE 3
ኣእዳወይ ክዝርግሕንኽብርኻ
ዘይትድርብየኒ ለዋህ ኢኻ
ምሕረት ንኽሓትት ኣብ ቅድሜኻ
ተምበርኪኸ ይጽበ ኣብ ትሕቴኻ
CHORUS
ተለመን ጎይታ ንዓ ኣብ ባሮትካ
ተለመን ኢየሱስ ንዓ ኣብ ሕዝብኻ
ልበይ ከፊተ ኢየ ክጽበየካ
ልበይ ከፊተ ኢየ ክጽበየካ