Loading Projector Mode…
VERSE 1
ፋሕ ኢልና ምስ ርኤ እግዛቤር ደንጊጹ
ዝኣኻኽቡና ዓየይቲ ሰዲዱ
ንኽእክበና ኣብ ሓደ መኣዲ
ቅዱሳንሰዲዱ ዝምርሑ መንገዲ
ድኻታት ነዳያን ዘምሩ ዓልሉ
ኣምላኽ መሊስልኩም ኣውያትኩም ስሚዑ
ቀረባ ረዳኢ ኣንጦንዮስ ሂብኩም
ኣብ ማእከልኩም ኮይኑ ዘጸናንዓኩም