ቃሉ`ዩ ዝኸውን
Lyrics
ብሕያው ቃላቱ ንኃጢኣተይ ዘይየለ ጌርዎ
ብተስፋ ቃሉ ንርሕቀተይ ቀረባ ጌርዎ /2/
ብሕያው ቃላትካ ንኃጢኣተይ ዘየለ ትገብር
ብኃይሊ መንፈስካ ኣብ ውሽጠይ ሰላም ተሕድር
ስራሕ አእዳውካ መስተንክር የገርመኒ
ስራሕ አእዳውካ መደነቅ የደንቀኒ
ትሓስበለይ ሰናይ፡ ትገብረለይ ጽቡቕ
ትመኽረለይ ድሓን፡ ሕይወት ንዓይ /2/
ኣምላኽ ዝበሎ ኢዩ ዝኸውን
ኣምላኽ ዝበሎ /2/
ጎይታ ዝበሎ እዩ ዝኸውን
ጎይታ ዝበሎ/2/
ሰላም መሊኡለይ: ሰላም መሊኡለይ
ጽድቂ ኣልቢሱኒ : ብደሙ ሓዲሱኒ /2/
ይኹን እንተ በልካ እንታይ ኣሎ አረ ዘይከውን
ንስኻ ትገብሮ ኩሉ እወ ጽቡቕ ይኸውን /2/
ይኹን እንተ በልካ እንታይ ኣሎ አረ ዘይከውን
ቃልካ ሓሊፉ ንቅድመይ ኩሉ ጸጥ የብል
ናተይ ጽቡቅ ኩል ጊዜ ካባኻ ይነቅል
ናተይ ሰናይ ኩል ጊዜ ብኣኻ ይፍልም
ትሓስበለይ ሰናይ፡ ትገብረለይ ጽቡቕ
ትመኽረለይ ድሓን፡ ሕይወት ንዓይ /2/
ኣምላኽ ዝበሎ ኢዩ ዝኸውን
ኣምላኽ ዝበሎ /2/
ጎይታ ዝበሎ እዩ ዝኸውን
ጎይታ ዝበሎ/2/
ሰላም መሊኡለይ: ሰላም መሊኡለይ
ጽድቂ ኣልቢሱኒ : ብደሙ ሓዲሱኒ /2/
ንደመናታት ከም ዓንዲ ቃልካ ተቅሞ
ንዓንዲ ሓዊ ብለይቲ ስለይ ተብርሆ /2/
ንደመናታት ከም ዓንዲ ቃልካ ተቅሞ
ንዓንዲ ሓዊ ብለይቲ ስለይ ተብርሆ
ኣብቲ ጸላም ይኸይድ ከም ብመዓልቲ
ብርሃን መንገደይ ቃልካ’ዩ እቲ ናተይ ብልዒ
ትሓስበለይ ሰናይ፡ ትገብረለይ ጽቡቕ
ትመኽረለይ ድሓን፡ ሕይወት ንዓይ /2/
ኣምላኽ ዝበሎ ኢዩ ዝኸውን
ኣምላኽ ዝበሎ /2/
ጎይታ ዝበሎ እዩ ዝኸውን
ጎይታ ዝበሎ/2/
ሰላም መሊኡለይ: ሰላም መሊኡለይ
ጽድቂ ኣልቢሱኒ : ብደሙ ሓዲሱኒ /2/
ኣጸቢቅዎ ህይወተይ /2/
ኣመቂርዎ ምንባረይ /2/
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ቃሉ`ዩ ዝኸውን
Qaluyu Zkewn
VERSE 1
ብሕያው ቃላቱ ንኃጢኣተይ ዘይየለ ጌርዎ
ብተስፋ ቃሉ ንርሕቀተይ ቀረባ ጌርዎ /2/
ብሕያው ቃላትካ ንኃጢኣተይ ዘየለ ትገብር
ብኃይሊ መንፈስካ ኣብ ውሽጠይ ሰላም ተሕድር
ስራሕ አእዳውካ መስተንክር የገርመኒ
ስራሕ አእዳውካ መደነቅ የደንቀኒ
Chorus
ትሓስበለይ ሰናይ፡ ትገብረለይ ጽቡቕ
ትመኽረለይ ድሓን፡ ሕይወት ንዓይ /2/
CHORUS
ኣምላኽ ዝበሎ ኢዩ ዝኸውን
ኣምላኽ ዝበሎ /2/
ጎይታ ዝበሎ እዩ ዝኸውን
ጎይታ ዝበሎ/2/
ሰላም መሊኡለይ: ሰላም መሊኡለይ
ጽድቂ ኣልቢሱኒ : ብደሙ ሓዲሱኒ /2/
VERSE 3
ይኹን እንተ በልካ እንታይ ኣሎ አረ ዘይከውን
ንስኻ ትገብሮ ኩሉ እወ ጽቡቕ ይኸውን /2/
ይኹን እንተ በልካ እንታይ ኣሎ አረ ዘይከውን
ቃልካ ሓሊፉ ንቅድመይ ኩሉ ጸጥ የብል
ናተይ ጽቡቅ ኩል ጊዜ ካባኻ ይነቅል
ናተይ ሰናይ ኩል ጊዜ ብኣኻ ይፍልም
CHORUS
ትሓስበለይ ሰናይ፡ ትገብረለይ ጽቡቕ
ትመኽረለይ ድሓን፡ ሕይወት ንዓይ /2/
Chorus
ኣምላኽ ዝበሎ ኢዩ ዝኸውን
ኣምላኽ ዝበሎ /2/
ጎይታ ዝበሎ እዩ ዝኸውን
ጎይታ ዝበሎ/2/
ሰላም መሊኡለይ: ሰላም መሊኡለይ
ጽድቂ ኣልቢሱኒ : ብደሙ ሓዲሱኒ /2/
Verse
ንደመናታት ከም ዓንዲ ቃልካ ተቅሞ
ንዓንዲ ሓዊ ብለይቲ ስለይ ተብርሆ /2/
ንደመናታት ከም ዓንዲ ቃልካ ተቅሞ
ንዓንዲ ሓዊ ብለይቲ ስለይ ተብርሆ
ኣብቲ ጸላም ይኸይድ ከም ብመዓልቲ
ብርሃን መንገደይ ቃልካ’ዩ እቲ ናተይ ብልዒ
Chorus
ትሓስበለይ ሰናይ፡ ትገብረለይ ጽቡቕ
ትመኽረለይ ድሓን፡ ሕይወት ንዓይ /2/
Chorus
ኣምላኽ ዝበሎ ኢዩ ዝኸውን
ኣምላኽ ዝበሎ /2/
ጎይታ ዝበሎ እዩ ዝኸውን
ጎይታ ዝበሎ/2/
ሰላም መሊኡለይ: ሰላም መሊኡለይ
ጽድቂ ኣልቢሱኒ : ብደሙ ሓዲሱኒ /2/
Outro
ኣጸቢቅዎ ህይወተይ /2/
ኣመቂርዎ ምንባረይ /2/