ሰላምካ ሃበና
Lyrics
ሰላምካ ሃበና ንዓና ንኹልና
ብዘይካኻ ኻልእ ረዳኢ እኳ ዘይብልና
ሰላምካ ኣውርደልና ኣብ መላእ ዓለምና
ንስምካ ከነኽብር ባዕልኻ ሓግዘና /2/
እሰከ ንለምኖ ደጋጊምና ይቅረታ
መንፈሱ ክህበና እቲ ዓቢ ጎይታ
ክሒድና ሰቂልናዮ ብሓጥያት ኩልና
ንሱ ኣይጨከንን ምእንታና ሞተልና /2/
ሰላምካ ሃበና ንዓና ንኹልና
ብዘይካኻ ኻልእ ረዳኢ እኳ ዘይብልና
ሰላምካ ኣውርደልና ኣብ መላእ ዓለምና
ንስምካ ከነኽብር ባዕልኻ ሓግዘና /2/
ንጎይታ ካብ ምዝካሩ ኣይንዓርፍን
ነዚ ኩሉ ዝኣክል ዝፈጠረ ኣብ ዓለም
ነኽብሮ ብኽብሪ ንዘልኣለም
ፍቅሪ መሊኡልና ክንሓብሮ ኣብ ኔዋይ ዓለም/2/
ሰላምካ ሃበና ንዓና ንኹልና
ብዘይካኻ ኻልእ ረዳኢ እኳ ዘይብልና
ሰላምካ ኣውርደልና ኣብ መላእ ዓለምና
ንስምካ ከነኽብር ባዕልኻ ሓግዘና /2/
ናብ ኣምላኽ ንጸሊ ብምሉእ ልብና
ብሓባር ንለምን ተስፋ ከይቆረጽና
ብጸሎት ንኳሕኲሕ ንሱ ከርሕወና
ሽዑ ክህበና`ዩ ኩሉ ዘድልየና /2/
ሰላምካ ሃበና ንዓና ንኹልና
ብዘይካኻ ኻልእ ረዳኢ እኳ ዘይብልና
ሰላምካ ኣውርደልና ኣብ መላእ ዓለምና
ንስምካ ከነኽብር ባዕልኻ ሓግዘና /2/
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ሰላምካ ሃበና
Selamka Habena
CHORUS
ሰላምካ ሃበና ንዓና ንኹልና
ብዘይካኻ ኻልእ ረዳኢ እኳ ዘይብልና
ሰላምካ ኣውርደልና ኣብ መላእ ዓለምና
ንስምካ ከነኽብር ባዕልኻ ሓግዘና /2/
VERSE 1
እሰከ ንለምኖ ደጋጊምና ይቅረታ
መንፈሱ ክህበና እቲ ዓቢ ጎይታ
ክሒድና ሰቂልናዮ ብሓጥያት ኩልና
ንሱ ኣይጨከንን ምእንታና ሞተልና /2/
CHORUS
ሰላምካ ሃበና ንዓና ንኹልና
ብዘይካኻ ኻልእ ረዳኢ እኳ ዘይብልና
ሰላምካ ኣውርደልና ኣብ መላእ ዓለምና
ንስምካ ከነኽብር ባዕልኻ ሓግዘና /2/
VERSE 2
ንጎይታ ካብ ምዝካሩ ኣይንዓርፍን
ነዚ ኩሉ ዝኣክል ዝፈጠረ ኣብ ዓለም
ነኽብሮ ብኽብሪ ንዘልኣለም
ፍቅሪ መሊኡልና ክንሓብሮ ኣብ ኔዋይ ዓለም/2/
CHORUS
ሰላምካ ሃበና ንዓና ንኹልና
ብዘይካኻ ኻልእ ረዳኢ እኳ ዘይብልና
ሰላምካ ኣውርደልና ኣብ መላእ ዓለምና
ንስምካ ከነኽብር ባዕልኻ ሓግዘና /2/
VERSE 3
ናብ ኣምላኽ ንጸሊ ብምሉእ ልብና
ብሓባር ንለምን ተስፋ ከይቆረጽና
ብጸሎት ንኳሕኲሕ ንሱ ከርሕወና
ሽዑ ክህበና`ዩ ኩሉ ዘድልየና /2/
CHORUS
ሰላምካ ሃበና ንዓና ንኹልና
ብዘይካኻ ኻልእ ረዳኢ እኳ ዘይብልና
ሰላምካ ኣውርደልና ኣብ መላእ ዓለምና
ንስምካ ከነኽብር ባዕልኻ ሓግዘና /2/