ስምካ እጽውዕ
Lyrics
ብግዜ ኖህ ብማይ ኣይሂ
ከም ሰዶም ጎመራ ብሓዊ
ከይተጥፍኣኒ እግዚ/ር ኣቦ ቃል ሃብካኒ
ብግዜ ኖህ ብማይ ኣይሂ
ከም ሰዶም ጎመራ ብሓዊ
ከይተጥፍኣኒ እግዚ/ር ኣቦ ቃል ሃብካኒ
ክሽገር ክጭነቅ ስምካ እጽውዕ
ክሓርቅ ክበኪ ስምካ እጽውዕ
ኣብ ግዜ ፈተናይ ስምካ እጽውዕ
ብግዜ ጸበባይ ስምካ እጽውዕ
ኩሉ ይጨንቀኒ ከም ሰብ መጠን
ይኸብደኒ ድማ ዝኾነ ሸኸም
ኣይፈልጥን ድማ ከቶ ናበይ ከም ዘብል
ኩሉ ይጨንቀኒ ከም ሰብ መጠን
ይኸብደኒ ድማ ዝኾነ ሸኸም
ኣይፈልጥን ድማ ከቶ ናበይ ከም ዘብል
ክሽገር ክጭነቅ ስምካ እጽውዕ
ክሓርቅ ክበኪ ስምካ እጽውዕ
ኣብ ግዜ ፈተናይ ስምካ እጽውዕ
ብግዜ ጸበባይ ስምካ እጽውዕ
ደሓር ግን ንዓኻ እዝክር
ንስኻ ሙኻንካ መርከብ ሂወተይ
ንስኻ ሙኻንካ ጾረይ እተራግፈለይ
ደሓር ግን ንዓኻ እዝክር
ንስኻ ሙኻንካ መርከብ ሂወተይ
ንስኻ ሙኻንካ ጾረይ እተራግፈለይ
ንስኻ ሙኻንካ ናተይ ሰለማዊ ኣቦይ
ንስኻ ሙኻንካ ናተይ ዘልኣለማዊ ኣቦይ
ንስኻ ሙኻንካ ናተይ ዘልኣለማዊ ኣቦይ
ንስኻ ሙኻንካ ናተይ ሰለማዊ ኣቦይ
ንስኻ ሙኻንካ ናተይ ዘልኣለማዊ ኣቦይ
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ስምካ እጽውዕ
Smka Itswi
VERSE 1
ብግዜ ኖህ ብማይ ኣይሂ
ከም ሰዶም ጎመራ ብሓዊ
ከይተጥፍኣኒ እግዚ/ር ኣቦ ቃል ሃብካኒ
ብግዜ ኖህ ብማይ ኣይሂ
ከም ሰዶም ጎመራ ብሓዊ
ከይተጥፍኣኒ እግዚ/ር ኣቦ ቃል ሃብካኒ
CHORUS
ክሽገር ክጭነቅ ስምካ እጽውዕ
ክሓርቅ ክበኪ ስምካ እጽውዕ
ኣብ ግዜ ፈተናይ ስምካ እጽውዕ
ብግዜ ጸበባይ ስምካ እጽውዕ
VERSE 2
ኩሉ ይጨንቀኒ ከም ሰብ መጠን
ይኸብደኒ ድማ ዝኾነ ሸኸም
ኣይፈልጥን ድማ ከቶ ናበይ ከም ዘብል
ኩሉ ይጨንቀኒ ከም ሰብ መጠን
ይኸብደኒ ድማ ዝኾነ ሸኸም
ኣይፈልጥን ድማ ከቶ ናበይ ከም ዘብል
CHORUS
ክሽገር ክጭነቅ ስምካ እጽውዕ
ክሓርቅ ክበኪ ስምካ እጽውዕ
ኣብ ግዜ ፈተናይ ስምካ እጽውዕ
ብግዜ ጸበባይ ስምካ እጽውዕ
VERSE 3
ደሓር ግን ንዓኻ እዝክር
ንስኻ ሙኻንካ መርከብ ሂወተይ
ንስኻ ሙኻንካ ጾረይ እተራግፈለይ
ደሓር ግን ንዓኻ እዝክር
ንስኻ ሙኻንካ መርከብ ሂወተይ
ንስኻ ሙኻንካ ጾረይ እተራግፈለይ
OUTRO
ንስኻ ሙኻንካ ናተይ ሰለማዊ ኣቦይ
ንስኻ ሙኻንካ ናተይ ዘልኣለማዊ ኣቦይ
ንስኻ ሙኻንካ ናተይ ዘልኣለማዊ ኣቦይ
ንስኻ ሙኻንካ ናተይ ሰለማዊ ኣቦይ
ንስኻ ሙኻንካ ናተይ ዘልኣለማዊ ኣቦይ

