ማርያም ንግስተ ሰማይ
Lyrics
ኣብ’ቲ ላዕላይ ቤት ኣላ ንግሥቲ
ዘለዓለም ክብርቲ ብኹሉ ምስግንቲ
ኪሩቤል ሱራፉኤል ዘኽብርዋ መቅደስ
ናይ ቅዱሳን ክብሪ ሕርይቲ ፍጥረት
ማርያም ኣደ ጎይታ
ርሕሩሓት ኣዒንትኺ ናባና የብላ
ኣምብርልና ኢድኪ
ጩራ ሰላምኪ ኣብርህልና /2/
ወርሕን ከዋኽብቲን ኣብ ርእሳ ጌራ
ትነብር ኣላ ኣብ ሰማይ ከቢራ
ቅዱሳት መልኣኽቲ እናገልገልዋ
ብምስጋና ማኅሌት እናወደስዋ
ማርያም ኣደ ጎይታ
ርሕሩሓት ኣዒንትኺ ናባና የብላ
ኣምብርልና ኢድኪ
ጩራ ሰላምኪ ኣብርህልና /2/
ጽሩይ ወርቂ ዘቦ ማርያም ዝኽዳንኪ
ኣብ የማን’ቲ ንጉሥ ኣኽሊል ዝደፋእኪ
ኣብቲ ቤት መንግስቱ ልዕል ዘበለኪ
ሞገስ ንኽንረክብ ወትሩ ነኽብረኪ
ማርያም ኣደ ጎይታ
ርሕሩሓት ኣዒንትኺ ናባና የብላ
ኣምብርልና ኢድኪ
ጩራ ሰላምኪ ኣብርህልና /2/
ካብ ኩለን ኣንስቲ ዝተባረኽኪ ኢኺ
ኃይሊ መንፈስ ቅዱስ ኣጽሊሉ ኣብ ዙርያኺ
ቅዱስ ወዲ ኣምላኽ ሓዲሩ ኣብ ከርስኺ
ፍቓድ ናይ`ቲ ልዑል ስለ ዝኣመንኪ
ማርያም ኣደ ጎይታ
ርሕሩሓት ኣዒንትኺ ናባና የብላ
ኣምብርልና ኢድኪ
ጩራ ሰላምኪ ኣብርህልና /2/
ንልምን ኣሎና ናብ ርሕርሕቲ ኣዴና
ሰላምን ርግኣትን ክሰፍና ዓለም
ብምሕረት ወዳ ክትበጽሕ ህዝብና
ዘለዓለም ክንነብር ምስ ፈቓር ኣምላኽና
ማርያም ኣደ ጎይታ
ርሕሩሓት ኣዒንትኺ ናባና የብላ
ኣምብርልና ኢድኪ
ጩራ ሰላምኪ ኣብርህልና /2/
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ማርያም ንግስተ ሰማይ
Maryam Ngste Semay
VERSE 1
ኣብ’ቲ ላዕላይ ቤት ኣላ ንግሥቲ
ዘለዓለም ክብርቲ ብኹሉ ምስግንቲ
ኪሩቤል ሱራፉኤል ዘኽብርዋ መቅደስ
ናይ ቅዱሳን ክብሪ ሕርይቲ ፍጥረት
CHORUS
ማርያም ኣደ ጎይታ
ርሕሩሓት ኣዒንትኺ ናባና የብላ
ኣምብርልና ኢድኪ
ጩራ ሰላምኪ ኣብርህልና /2/
VERSE 2
ወርሕን ከዋኽብቲን ኣብ ርእሳ ጌራ
ትነብር ኣላ ኣብ ሰማይ ከቢራ
ቅዱሳት መልኣኽቲ እናገልገልዋ
ብምስጋና ማኅሌት እናወደስዋ
CHORUS
ማርያም ኣደ ጎይታ
ርሕሩሓት ኣዒንትኺ ናባና የብላ
ኣምብርልና ኢድኪ
ጩራ ሰላምኪ ኣብርህልና /2/
VERSE 3
ጽሩይ ወርቂ ዘቦ ማርያም ዝኽዳንኪ
ኣብ የማን’ቲ ንጉሥ ኣኽሊል ዝደፋእኪ
ኣብቲ ቤት መንግስቱ ልዕል ዘበለኪ
ሞገስ ንኽንረክብ ወትሩ ነኽብረኪ
CHORUS
ማርያም ኣደ ጎይታ
ርሕሩሓት ኣዒንትኺ ናባና የብላ
ኣምብርልና ኢድኪ
ጩራ ሰላምኪ ኣብርህልና /2/
VERSE 4
ካብ ኩለን ኣንስቲ ዝተባረኽኪ ኢኺ
ኃይሊ መንፈስ ቅዱስ ኣጽሊሉ ኣብ ዙርያኺ
ቅዱስ ወዲ ኣምላኽ ሓዲሩ ኣብ ከርስኺ
ፍቓድ ናይ`ቲ ልዑል ስለ ዝኣመንኪ
CHORUS
ማርያም ኣደ ጎይታ
ርሕሩሓት ኣዒንትኺ ናባና የብላ
ኣምብርልና ኢድኪ
ጩራ ሰላምኪ ኣብርህልና /2/
VERSE 5
ንልምን ኣሎና ናብ ርሕርሕቲ ኣዴና
ሰላምን ርግኣትን ክሰፍና ዓለም
ብምሕረት ወዳ ክትበጽሕ ህዝብና
ዘለዓለም ክንነብር ምስ ፈቓር ኣምላኽና
CHORUS
ማርያም ኣደ ጎይታ
ርሕሩሓት ኣዒንትኺ ናባና የብላ
ኣምብርልና ኢድኪ
ጩራ ሰላምኪ ኣብርህልና /2/