መን ምዃኑ ፈሊጠ
Lyrics
ማይ ሕይወት ዝህብ ማይ ለሚኑኒ
ድርቀት ውሽጠይ ኩሉ ከርእየኒ
ኣነ ኣይፈለጥክዎን ካልእ መሲሉኒ
መደቡ ግና ኔሩ ፍቅሩ ከርእየኒ
መን ምዃኑ... መን ምዃኑ ፈሊጠ
ንጎይታ ኢየሱሰ’ውን ረኺበ
ትሪ ልበይ ብቅጽበት ተሰበረ
ሰላምን ሓጎስን እውን መሊአ/2/
ጥበቡ ከይገረመኒ ኣይተረፈን
ማይ ምልማኑ ተመሊሰ እንክዝክር
ለካ መደቡ እዩ ጎይታ ክትድሕን ነፍሲ
ፈውሲ ነብሰይ ይሰምዮ ምሕረቱ ወሃቢ
መን ምዃኑ... መን ምዃኑ ፈሊጠ
ንጎይታ ኢየሱሰ’ውን ረኺበ
ትሪ ልበይ ብቅጽበት ተሰበረ
ሰላምን ሓጎስን እውን መሊአ/2/
ንነገራት ውሽጠይ ብግህዶ ረኣኹ
ኢየሱሰይ ኣምላኸይ ምዃኑ ፈለጥኩ
ካብ ፈልፋሊ ሕይወት ምሕረት ጠዓምኩ
ንኣቦ ምሕረተይ ብሓቂ ሰገድኩ
መን ምዃኑ... መን ምዃኑ ፈሊጠ
ንጎይታ ኢየሱሰ’ውን ረኺበ
ትሪ ልበይ ብቅጽበት ተሰበረ
ሰላምን ሓጎስን እውን መሊአ/2/
እቶም ዝረኣዩኒ በኣይ ተገረሙ
ናይ ማእሰርቲ ነገረይ ምስ ኣብቅዐ ኹሉ
ብመዓሙቅ ፍቅርኻ ኣበሳይ ተኣመንኩ
ሓጎሰይ መሊኡ እምነተይ ጠጢዑ
መን ምዃኑ... መን ምዃኑ ፈሊጠ
ንጎይታ ኢየሱሰ’ውን ረኺበ
ትሪ ልበይ ብቅጽበት ተሰበረ
ሰላምን ሓጎስን እውን መሊአ/2/
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
መን ምዃኑ ፈሊጠ
Men Mkuanu Felite
VERSE 1
ማይ ሕይወት ዝህብ ማይ ለሚኑኒ
ድርቀት ውሽጠይ ኩሉ ከርእየኒ
ኣነ ኣይፈለጥክዎን ካልእ መሲሉኒ
መደቡ ግና ኔሩ ፍቅሩ ከርእየኒ
CHORUS
መን ምዃኑ... መን ምዃኑ ፈሊጠ
ንጎይታ ኢየሱሰ’ውን ረኺበ
ትሪ ልበይ ብቅጽበት ተሰበረ
ሰላምን ሓጎስን እውን መሊአ/2/
VERSE 2
ጥበቡ ከይገረመኒ ኣይተረፈን
ማይ ምልማኑ ተመሊሰ እንክዝክር
ለካ መደቡ እዩ ጎይታ ክትድሕን ነፍሲ
ፈውሲ ነብሰይ ይሰምዮ ምሕረቱ ወሃቢ
CHORUS
መን ምዃኑ... መን ምዃኑ ፈሊጠ
ንጎይታ ኢየሱሰ’ውን ረኺበ
ትሪ ልበይ ብቅጽበት ተሰበረ
ሰላምን ሓጎስን እውን መሊአ/2/
VERSE 3
ንነገራት ውሽጠይ ብግህዶ ረኣኹ
ኢየሱሰይ ኣምላኸይ ምዃኑ ፈለጥኩ
ካብ ፈልፋሊ ሕይወት ምሕረት ጠዓምኩ
ንኣቦ ምሕረተይ ብሓቂ ሰገድኩ
CHORUS
መን ምዃኑ... መን ምዃኑ ፈሊጠ
ንጎይታ ኢየሱሰ’ውን ረኺበ
ትሪ ልበይ ብቅጽበት ተሰበረ
ሰላምን ሓጎስን እውን መሊአ/2/
VERSE 4
እቶም ዝረኣዩኒ በኣይ ተገረሙ
ናይ ማእሰርቲ ነገረይ ምስ ኣብቅዐ ኹሉ
ብመዓሙቅ ፍቅርኻ ኣበሳይ ተኣመንኩ
ሓጎሰይ መሊኡ እምነተይ ጠጢዑ
CHORUS
መን ምዃኑ... መን ምዃኑ ፈሊጠ
ንጎይታ ኢየሱሰ’ውን ረኺበ
ትሪ ልበይ ብቅጽበት ተሰበረ
ሰላምን ሓጎስን እውን መሊአ/2/