ከዋኽብቲ በሪሆም
Lyrics
ተሓጎሲ ምልእተ ጸጋ እግዚኣብሔር ምሳኺ እዩ
ሓይሊ እቲ ልዑል ኣብ ዙርያኺ ክብሪ ንዓኺ /2/
ተሓጎሲ ምልእተ ጸጋ እግዚኣብሔር ምሳኺ እዩ /4/
ከዋኽብቲ በሪሆም ባና ኣድሚቆም
ዙፋናት ኣርያም መብራህቶም ወሊዖም
ፍጡር ብምልኡ ማዕሪጉ ኣብ ዙርያኺ
ክብርኺ ይገልጹ ይምህለሉ ናባኺ /2/
ብጥበብ ፈጣሪ ዝተመረጽኪ
ብመንፈሱ መድሓኒ ፀነስኪ
መድሕን ዓለም ኢየሱስ ወሊድኪ
መድሕን ዓለም ንጉስ ወሊድኪ
ግዜኡ ምስ ኣኸለ ብመልኣኽ ተበሲርኪ
ከመይ ኢሉ በልኪ ስንባድ ሓዲሩኪ
መንፈስ ቅዱስ ወሪዱ ኣባኺ
መሪጹ ነዓኺ ኣደ ልዑል ክትኮኒ/2/
ብጥበብ ፈጣሪ ዝተመረጽኪ
ብመንፈሱ መድሓኒ ፀነስኪ
መድሕን ዓለም ኢየሱስ ወሊድኪ
መድሕን ዓለም ንጉስ ወሊድኪ
ኤልሳቤጥ መስከረት ነቲ ዕብየት ናትኪ
ብድምጺ ሰላምታኺ ህጻን ክሰራስር
ዘደንቅ ስራሕ ኣምላኽ ተፈጺሙ ኣባኺ
ዘይቅየር ዛንታ ንኹሉ ማራኺ /2/
ብጥበብ ፈጣሪ ዝተመረጽኪ
ብመንፈሱ መድሓኒ ፀነስኪ
መድሕን ዓለም ኢየሱስ ወሊድኪ
መድሕን ዓለም ንጉስ ወሊድኪ
ዕብየቱ ዘይውሰን መድሕን ጠነስክዮ
ዘይልካዕ እሳት መለኮት ፆርክዮ
ወርቃዊት መሳልል ኣምላኽ ዘቐመጣ
ደቂ ሔዋን ናባኺ ንልምን ቆላሕታ/2/
ብጥበብ ፈጣሪ ዝተመረጽኪ
ብመንፈሱ መድሓኒ ፀነስኪ
መድሕን ዓለም ኢየሱስ ወሊድኪ
መድሕን ዓለም ንጉስ ወሊድኪ
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ከዋኽብቲ በሪሆም
Kewakbti Berihom
Intro
ተሓጎሲ ምልእተ ጸጋ እግዚኣብሔር ምሳኺ እዩ
ሓይሊ እቲ ልዑል ኣብ ዙርያኺ ክብሪ ንዓኺ /2/
ተሓጎሲ ምልእተ ጸጋ እግዚኣብሔር ምሳኺ እዩ /4/
VERSE 2
ከዋኽብቲ በሪሆም ባና ኣድሚቆም
ዙፋናት ኣርያም መብራህቶም ወሊዖም
ፍጡር ብምልኡ ማዕሪጉ ኣብ ዙርያኺ
ክብርኺ ይገልጹ ይምህለሉ ናባኺ /2/
CHORUS
ብጥበብ ፈጣሪ ዝተመረጽኪ
ብመንፈሱ መድሓኒ ፀነስኪ
መድሕን ዓለም ኢየሱስ ወሊድኪ
መድሕን ዓለም ንጉስ ወሊድኪ
VERSE 3
ግዜኡ ምስ ኣኸለ ብመልኣኽ ተበሲርኪ
ከመይ ኢሉ በልኪ ስንባድ ሓዲሩኪ
መንፈስ ቅዱስ ወሪዱ ኣባኺ
መሪጹ ነዓኺ ኣደ ልዑል ክትኮኒ/2/
CHORUS
ብጥበብ ፈጣሪ ዝተመረጽኪ
ብመንፈሱ መድሓኒ ፀነስኪ
መድሕን ዓለም ኢየሱስ ወሊድኪ
መድሕን ዓለም ንጉስ ወሊድኪ
VERSE 4
ኤልሳቤጥ መስከረት ነቲ ዕብየት ናትኪ
ብድምጺ ሰላምታኺ ህጻን ክሰራስር
ዘደንቅ ስራሕ ኣምላኽ ተፈጺሙ ኣባኺ
ዘይቅየር ዛንታ ንኹሉ ማራኺ /2/
CHORUS
ብጥበብ ፈጣሪ ዝተመረጽኪ
ብመንፈሱ መድሓኒ ፀነስኪ
መድሕን ዓለም ኢየሱስ ወሊድኪ
መድሕን ዓለም ንጉስ ወሊድኪ
VERSE 5
ዕብየቱ ዘይውሰን መድሕን ጠነስክዮ
ዘይልካዕ እሳት መለኮት ፆርክዮ
ወርቃዊት መሳልል ኣምላኽ ዘቐመጣ
ደቂ ሔዋን ናባኺ ንልምን ቆላሕታ/2/
CHORUS
ብጥበብ ፈጣሪ ዝተመረጽኪ
ብመንፈሱ መድሓኒ ፀነስኪ
መድሕን ዓለም ኢየሱስ ወሊድኪ
መድሕን ዓለም ንጉስ ወሊድኪ