ኣሕዋት ንመለስ
Lyrics
ኣሕዋት ንመለስ ናብ ጎይታ ሓቢርና
ይጽውዓና ኣሎ ናብ’ቲ ቅዱስ ቤቱ
ኣብ’ቲ ናይ ዘለዓለም ግርማዊ መንግሥቱ
ንመለስ ደኣ ንውረስ ሰመያዊ ሃብቱ /2/
ይብለና ደቀይ ይብለና ናተይ /2/
ይጽበ ኣሎ እግዚኣብሔር ኣቦ /2/
ንግደፎ ናይ ዓለም ግዝያዊ እዩ
ናይ ሰማይ መንገዲ ዘለዓለማዊ እዩ
ፍቅሩ ኬርእየና ዘይውዳእ ምሕረቱ
ይገለጽ ኣባና እቲ መለኮታዊ ክብሩ /2/
ይብለና ደቀይ ይብለና ናተይ /2/
ይጽበ ኣሎ እግዚኣብሔር ኣቦ /2/
ፍቑራት ብጎይታ ንኹሉ ርኢና
ግብሪ ጸልማት ዘበለ ካባና ደርቢና
ከም ብመዓልቲ ንንበር ብቕንዕና
ንሠናይ ንስዓቦ ኣጽዋር ብርሃን ለቢስና /2/
ይብለና ደቀይ ይብለና ናተይ /2/
ይጽበ ኣሎ እግዚኣብሔር ኣቦ /2/
ክፉእ መዓልትታት ከይመጸና ኸሎ
ቃል ወንጌል ሰኒቕና ክፍኣት ንፈንፍኖ
ንነሳሕ ኃጢኣትና ንዘክሮ ፈጣሪ
ናይ ዓለም ነገራት ኣይኮነን ነባሪ/2/
ይብለና ደቀይ ይብለና ናተይ /2/
ይጽበ ኣሎ እግዚኣብሔር ኣቦ /2/
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ኣሕዋት ንመለስ
Ahwat Nmeles
VERSE 1
ኣሕዋት ንመለስ ናብ ጎይታ ሓቢርና
ይጽውዓና ኣሎ ናብ’ቲ ቅዱስ ቤቱ
ኣብ’ቲ ናይ ዘለዓለም ግርማዊ መንግሥቱ
ንመለስ ደኣ ንውረስ ሰመያዊ ሃብቱ /2/
CHORUS
ይብለና ደቀይ ይብለና ናተይ /2/
ይጽበ ኣሎ እግዚኣብሔር ኣቦ /2/
VERSE 2
ንግደፎ ናይ ዓለም ግዝያዊ እዩ
ናይ ሰማይ መንገዲ ዘለዓለማዊ እዩ
ፍቅሩ ኬርእየና ዘይውዳእ ምሕረቱ
ይገለጽ ኣባና እቲ መለኮታዊ ክብሩ /2/
CHORUS
ይብለና ደቀይ ይብለና ናተይ /2/
ይጽበ ኣሎ እግዚኣብሔር ኣቦ /2/
VERSE 3
ፍቑራት ብጎይታ ንኹሉ ርኢና
ግብሪ ጸልማት ዘበለ ካባና ደርቢና
ከም ብመዓልቲ ንንበር ብቕንዕና
ንሠናይ ንስዓቦ ኣጽዋር ብርሃን ለቢስና /2/
CHORUS
ይብለና ደቀይ ይብለና ናተይ /2/
ይጽበ ኣሎ እግዚኣብሔር ኣቦ /2/
VERSE 4
ክፉእ መዓልትታት ከይመጸና ኸሎ
ቃል ወንጌል ሰኒቕና ክፍኣት ንፈንፍኖ
ንነሳሕ ኃጢኣትና ንዘክሮ ፈጣሪ
ናይ ዓለም ነገራት ኣይኮነን ነባሪ/2/
CHORUS
ይብለና ደቀይ ይብለና ናተይ /2/
ይጽበ ኣሎ እግዚኣብሔር ኣቦ /2/