ሓበነይ ኢኻ
Lyrics
ተስፋይ ኢኻ ጽንዓተይ
ሃረርታይ ኢኻ ድሌተይ
እምነተይ ኢኻ ድሕነተይ
ሓበነይ ኢኻ ኩርዓተይ
ኣብ ዓለም ኮብሊለ ጽቡቅ መሲሉኒ
ከማኻ ኣይረኸብኩን ዕጋበት ዝህበኒ
ንስኻ ጥራይ ኢኻ መራሕ ናይ`ዛ ነፍሰይ
ከይጠፍእ ከይደክም ትጓሲ ሂወተይ /2/
ተስፋይ ኢኻ ጽንዓተይ
ሃረርታይ ኢኻ ድሌተይ
እምነተይ ኢኻ ድሕነተይ
ሓበነይ ኢኻ ኩርዓተይ
ኦ እግዚ/ር ከም ቃልካ ህያው ግበረኒ
ነጥቃዕተይ ኣሕሊፍካ ኣይትሃበኒ
ካብ ገጽካ ከይርሕቅ ኣቦ ሓልወኒ
ዘልኣለም ኣብ ቤትካ ምንባር ይሕሸኒ /2/
ተስፋይ ኢኻ ጽንዓተይ
ሃረርታይ ኢኻ ድሌተይ
እምነተይ ኢኻ ድሕነተይ
ሓበነይ ኢኻ ኩርዓተይ
ክዝምረልካ`የ ኣንታ ለዋህ ኣምላኸይ
ህይወትካ ክሳብ ምሃብ ዝተበጆኻለይ
ክንደይ`ለ ክጽብጽብ ኣቦ`የ ሰናይካ
ተመስገን ተባረኽ ንገስ/ክበር ኣብ ዙፋንካ/2/
ተስፋይ ኢኻ ጽንዓተይ
ሃረርታይ ኢኻ ድሌተይ
እምነተይ ኢኻ ድሕነተይ
ሓበነይ ኢኻ ኩርዓተይ
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ሓበነይ ኢኻ
Habeney Ika
VERSE 4
ተስፋይ ኢኻ ጽንዓተይ
ሃረርታይ ኢኻ ድሌተይ
እምነተይ ኢኻ ድሕነተይ
ሓበነይ ኢኻ ኩርዓተይ
VERSE 1
ኣብ ዓለም ኮብሊለ ጽቡቅ መሲሉኒ
ከማኻ ኣይረኸብኩን ዕጋበት ዝህበኒ
ንስኻ ጥራይ ኢኻ መራሕ ናይ`ዛ ነፍሰይ
ከይጠፍእ ከይደክም ትጓሲ ሂወተይ /2/
CHORUS
ተስፋይ ኢኻ ጽንዓተይ
ሃረርታይ ኢኻ ድሌተይ
እምነተይ ኢኻ ድሕነተይ
ሓበነይ ኢኻ ኩርዓተይ
VERSE 2
ኦ እግዚ/ር ከም ቃልካ ህያው ግበረኒ
ነጥቃዕተይ ኣሕሊፍካ ኣይትሃበኒ
ካብ ገጽካ ከይርሕቅ ኣቦ ሓልወኒ
ዘልኣለም ኣብ ቤትካ ምንባር ይሕሸኒ /2/
CHORUS
ተስፋይ ኢኻ ጽንዓተይ
ሃረርታይ ኢኻ ድሌተይ
እምነተይ ኢኻ ድሕነተይ
ሓበነይ ኢኻ ኩርዓተይ
VERSE 3
ክዝምረልካ`የ ኣንታ ለዋህ ኣምላኸይ
ህይወትካ ክሳብ ምሃብ ዝተበጆኻለይ
ክንደይ`ለ ክጽብጽብ ኣቦ`የ ሰናይካ
ተመስገን ተባረኽ ንገስ/ክበር ኣብ ዙፋንካ/2/
CHORUS
ተስፋይ ኢኻ ጽንዓተይ
ሃረርታይ ኢኻ ድሌተይ
እምነተይ ኢኻ ድሕነተይ
ሓበነይ ኢኻ ኩርዓተይ

