Loading Projector Mode…
VERSE 1
ብሕያው ቃላቱ ንኃጢኣተይ ዘይየለ ጌርዎ
ብተስፋ ቃሉ ንርሕቀተይ ቀረባ ጌርዎ /2/
ብሕያው ቃላትካ ንኃጢኣተይ ዘየለ ትገብር
ብኃይሊ መንፈስካ ኣብ ውሽጠይ ሰላም ተሕድር
ስራሕ አእዳውካ መስተንክር የገርመኒ
ስራሕ አእዳውካ መደነቅ የደንቀኒ