ኦ ሕርይቲ ፍጥረት
Lyrics
ንዓለም ከድሕን ምስ መደበ ፈጣሪ
ንማርያም መረጸ ዝመልኣ ትሕትና /2/
ሓጥያት ዘይቀረባ ብስጋ ኮነ ብሕልና
ፍልይቲ ፍጥረት እያ ኣብ መላእ ዓለምና /2/
ማርያም ኣዴና መን ኣሎ ከማኺ
ማህደር ኣብን ወልድን መንፈስ ቅዱስን ዝኾንኪ
ኣይትጋደፍና ንዓና ድኹማት ደቅኺ
ከም ፍቃዱ ክንመላለስ ምእንቲ ብሩኽ ወድኺ /2/
ኦ ሕርይቲ ፍጥረት ማርያም ኣዴና
ናባኺ ንሙዕቆብ ትሕትና ለቢስና /2/
ኣሰር ወድኺ ክንክተል ኣይትጋደፍና
ሎሚ ውን ከም ቀደም ናተይ ኢኹም በልና /2/
ማርያም ኣዴና መን ኣሎ ከማኺ
ማህደር ኣብን ወልድን መንፈስ ቅዱስን ዝኾንኪ
ኣይትጋደፍና ንዓና ድኹማት ደቅኺ
ከም ፍቃዱ ክንመላለስ ምእንቲ ብሩኽ ወድኺ /2/
ክብርኺ ከይፈለጡ ከቆናጽቡ ንዓኺ
ማርያም ሓግዝና ክንቀውም ንኽብርኺ /2/
ከነረድኦም ከነፍልጦም ዘንእሱ ዕቤትኪ
ትብዓት ንኽንረክብ ሓግዝና ኢኺ/2/
ማርያም ኣዴና መን ኣሎ ከማኺ
ማህደር ኣብን ወልድን መንፈስ ቅዱስን ዝኾንኪ
ኣይትጋደፍና ንዓና ድኹማት ደቅኺ
ከም ፍቃዱ ክንመላለስ ምእንቲ ብሩኽ ወድኺ /2/
ሕይወትና ባርኺ ኦ ማርያም ኣዴና
ክንጽውዕ ንስምኪ ብቃልናን ብግብርናን /2/
ኩሉ ይፍለጠና ደቅኺ ሙዃና
ብመንፈስ ቅዱስ ክንምራሕ ክቅደስ ሕይወትና /2/
ማርያም ኣዴና መን ኣሎ ከማኺ
ማህደር ኣብን ወልድን መንፈስ ቅዱስን ዝኾንኪ
ኣይትጋደፍና ንዓና ድኹማት ደቅኺ
ከም ፍቃዱ ክንመላለስ ምእንቲ ብሩኽ ወድኺ /2/
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ኦ ሕርይቲ ፍጥረት
O Hryti Ftret
VERSE 1
ንዓለም ከድሕን ምስ መደበ ፈጣሪ
ንማርያም መረጸ ዝመልኣ ትሕትና /2/
ሓጥያት ዘይቀረባ ብስጋ ኮነ ብሕልና
ፍልይቲ ፍጥረት እያ ኣብ መላእ ዓለምና /2/
CHORUS
ማርያም ኣዴና መን ኣሎ ከማኺ
ማህደር ኣብን ወልድን መንፈስ ቅዱስን ዝኾንኪ
ኣይትጋደፍና ንዓና ድኹማት ደቅኺ
ከም ፍቃዱ ክንመላለስ ምእንቲ ብሩኽ ወድኺ /2/
VERSE 2
ኦ ሕርይቲ ፍጥረት ማርያም ኣዴና
ናባኺ ንሙዕቆብ ትሕትና ለቢስና /2/
ኣሰር ወድኺ ክንክተል ኣይትጋደፍና
ሎሚ ውን ከም ቀደም ናተይ ኢኹም በልና /2/
CHORUS
ማርያም ኣዴና መን ኣሎ ከማኺ
ማህደር ኣብን ወልድን መንፈስ ቅዱስን ዝኾንኪ
ኣይትጋደፍና ንዓና ድኹማት ደቅኺ
ከም ፍቃዱ ክንመላለስ ምእንቲ ብሩኽ ወድኺ /2/
VERSE 3
ክብርኺ ከይፈለጡ ከቆናጽቡ ንዓኺ
ማርያም ሓግዝና ክንቀውም ንኽብርኺ /2/
ከነረድኦም ከነፍልጦም ዘንእሱ ዕቤትኪ
ትብዓት ንኽንረክብ ሓግዝና ኢኺ/2/
CHORUS
ማርያም ኣዴና መን ኣሎ ከማኺ
ማህደር ኣብን ወልድን መንፈስ ቅዱስን ዝኾንኪ
ኣይትጋደፍና ንዓና ድኹማት ደቅኺ
ከም ፍቃዱ ክንመላለስ ምእንቲ ብሩኽ ወድኺ /2/
VERSE 4
ሕይወትና ባርኺ ኦ ማርያም ኣዴና
ክንጽውዕ ንስምኪ ብቃልናን ብግብርናን /2/
ኩሉ ይፍለጠና ደቅኺ ሙዃና
ብመንፈስ ቅዱስ ክንምራሕ ክቅደስ ሕይወትና /2/
CHORUS
ማርያም ኣዴና መን ኣሎ ከማኺ
ማህደር ኣብን ወልድን መንፈስ ቅዱስን ዝኾንኪ
ኣይትጋደፍና ንዓና ድኹማት ደቅኺ
ከም ፍቃዱ ክንመላለስ ምእንቲ ብሩኽ ወድኺ /2/