Loading Projector Mode…
VERSE 1
ንዓለም ከድሕን ምስ መደበ ፈጣሪ
ንማርያም መረጸ ዝመልኣ ትሕትና /2/
ሓጥያት ዘይቀረባ ብስጋ ኮነ ብሕልና
ፍልይቲ ፍጥረት እያ ኣብ መላእ ዓለምና /2/