ንሕማምና ጾሮ
Lyrics
ምኽንያት ኮይነካ ናይዚ ኩሉ ስቃይ
ዝፋንካ ገዲፍካ ክትወርድ ምእንታይ
ከተናግፈኒ ካብ ማእሰርቲ ሓጥያት
ንስኻ ሞትካዮ ነቲ ናተይ ሞት
ብሓቂ እወ ንሱ ንሕማምና ጾሮ
ንስቃይና ከኣ ኣብ ነብሱ ጸዓኖ
ንሕና ግን ብእግዚኣብሄር ከም ዝተቀዝፈን
ከም ዝተዋረደን ገርና ቆጸርናዮ
ንሱ ግና(2) ብሰሪ ገበና ቆሰለ
ብሰሪ ኣበሳና ድማ ተኸትከተ
ንሕና ሰላም ምእንቲ ክንረክብ
መቅጻእቲ ኣብኡ ወረደ
ንሕና ውን ብስምብራቱ ሓወና(2)
ካብ ባርነት ናይ ሓጥያት ሓራ ኣውጺእካኒ
በቓ ሓራ ኮይነ ጎይታ ቀዲስካኒ
ሕስረተይ ቀንጢጥካ ክብረት ሂብካኒ
ክብረት እወ ክብረት ከምታ ዝፈጠርካኒ
ሃሌሉያ ሃሌ ከምታ ዝፈጠርካኒ(2)
ብሓቂ እወ ንሱ ንሕማምና ጾሮ
ንስቃይና ከኣ ኣብ ነብሱ ጸዓኖ
ንሕና ግን ብእግዚኣብሄር ከም ዝተቀዝፈን
ከም ዝተዋረደን ገርና ቆጸርናዮ
ንሱ ግና(2) ብሰሪ ገበና ቆሰለ
ብሰሪ ኣበሳና ድማ ተኸትከተ
ንሕና ሰላም ምእንቲ ክንረክብ
መቅጻእቲ ኣብኡ ወረደ
ንሕና ውን ብስምብራቱ ሓወና(2)
ስለዚ ኦ ክርስትያን ሓወይ
ንጽድቅና ንስራሕ ብዘይ ምስልካይ
ንእግዚአብሄር ብምግልጋል ታሕጋስ ይሰምዓና
ብምሉእ ልብና ከነፍቅሮ ዝደልየና
ናይ መወዳእታ ዕላማና ናይ ዘልኣለም ሂወት
ጎይታ ክመርሓና እዩ ብድንቂ ተኣምራት
መንገዲ ጎይታ ካብቲ ንሓስቦ ፍሉይ እዩ
ሓድሽን ስዉርን ነገር ከፍልጠና እዩ(4)
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ንሕማምና ጾሮ
Nhmamna Tsero
VERSE 1
ምኽንያት ኮይነካ ናይዚ ኩሉ ስቃይ
ዝፋንካ ገዲፍካ ክትወርድ ምእንታይ
ከተናግፈኒ ካብ ማእሰርቲ ሓጥያት
ንስኻ ሞትካዮ ነቲ ናተይ ሞት
CHORUS
ብሓቂ እወ ንሱ ንሕማምና ጾሮ
ንስቃይና ከኣ ኣብ ነብሱ ጸዓኖ
ንሕና ግን ብእግዚኣብሄር ከም ዝተቀዝፈን
ከም ዝተዋረደን ገርና ቆጸርናዮ
ንሱ ግና(2) ብሰሪ ገበና ቆሰለ
ብሰሪ ኣበሳና ድማ ተኸትከተ
ንሕና ሰላም ምእንቲ ክንረክብ
መቅጻእቲ ኣብኡ ወረደ
ንሕና ውን ብስምብራቱ ሓወና(2)
VERSE 2
ካብ ባርነት ናይ ሓጥያት ሓራ ኣውጺእካኒ
በቓ ሓራ ኮይነ ጎይታ ቀዲስካኒ
ሕስረተይ ቀንጢጥካ ክብረት ሂብካኒ
ክብረት እወ ክብረት ከምታ ዝፈጠርካኒ
ሃሌሉያ ሃሌ ከምታ ዝፈጠርካኒ(2)
CHORUS
ብሓቂ እወ ንሱ ንሕማምና ጾሮ
ንስቃይና ከኣ ኣብ ነብሱ ጸዓኖ
ንሕና ግን ብእግዚኣብሄር ከም ዝተቀዝፈን
ከም ዝተዋረደን ገርና ቆጸርናዮ
ንሱ ግና(2) ብሰሪ ገበና ቆሰለ
ብሰሪ ኣበሳና ድማ ተኸትከተ
ንሕና ሰላም ምእንቲ ክንረክብ
መቅጻእቲ ኣብኡ ወረደ
ንሕና ውን ብስምብራቱ ሓወና(2)
Outro
ስለዚ ኦ ክርስትያን ሓወይ
ንጽድቅና ንስራሕ ብዘይ ምስልካይ
ንእግዚአብሄር ብምግልጋል ታሕጋስ ይሰምዓና
ብምሉእ ልብና ከነፍቅሮ ዝደልየና
ናይ መወዳእታ ዕላማና ናይ ዘልኣለም ሂወት
ጎይታ ክመርሓና እዩ ብድንቂ ተኣምራት
መንገዲ ጎይታ ካብቲ ንሓስቦ ፍሉይ እዩ
ሓድሽን ስዉርን ነገር ከፍልጠና እዩ(4)