ናይ ክርስቶስ ሙዃን
Lyrics
መንገድን ሓቅን መሪሕካ
ዕረፍቲ ኬንካኒ ባይታ
መሪጽካ ንድኹም ባርያኻ
ከኽብረካ እየ ኣብ ቤትካ
ዝምክሓሉ ጸግዐይ ንስኻ
ብምሕረት ኢድካ ሓቒፍካ
ሓዘነይ ሓጎስ ለዊጥካ
ኣባኻ እውከል ጎይታ
ንስኻ ዕረፍተይ ንስኻ ትውክልተይ ንስኻ ሓጎሰይ(2)
ናይ ክርስቶስ ሙኻን ኣለዎ ሰላም ኣለዎ ሰላም {2}
ኣብ ልዕለይ ሰላም ይህበካ ሰላም ኣብልዕለይ
ሰላም ይህበካ ሰላም
ንልበይ ኣውዲቐ ኣባኻ
ንሕቶ ልበይ መሊስካ
ከስተማቕሮ ሓልዮትካ
ሰላም ኣለዎ ፍቕርኻ
ጾረይ ኣራጊፈ ናባኻ
ድኻመይ ኩሉ ቐንጢጥካ
ሓጥያተይ ኩሉ ፈዊስካ
ዓወት ረኺበ ካባኻ
ንስኻ ሰላመይ ንስኻ ረዲኤተይ ንስኻ ዓወተይ(2)
ናይ ክርስቶስ ሙኻን ኣለዎ ሰላም ኣለዎ ሰላም {2}
ኣብ ልዕለይ ሰላም ይህበካ ሰላም ኣብልዕለይ
ሰላም ይህበካ ሰላም
ሰይጣን ናብ ሲኦል ክወድቕ
ኩሉ ክብርኻ ክግለጽ
ቅኑዕ ሙኻንካ ክጥዕም
ኣፈይ ብ ቓልካ ክመልእ
መንፈሰይ ብኣኻ ክነቅሕ
ልበይ ሰናይካ ክትጅምር
ነብሰይ ብታሕጋስ ክልዓል ክዝምር የ ከዕልል {2}
ንስኻ እምነተይ ንስኻ ብርሃነይ ንስኻ ድሕነተይ
ናይ ክርስቶስ ሙኻን ኣለዎ ሰላም ኣለዎ ሰላም {2}
ኣብ ልዕለይ ሰላም ይህበካ ሰላም ኣብልዕለይ
ሰላም ይህበካ ሰላም
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ናይ ክርስቶስ ሙዃን
Nay krstos mukan
VERSE 1
መንገድን ሓቅን መሪሕካ
ዕረፍቲ ኬንካኒ ባይታ
መሪጽካ ንድኹም ባርያኻ
ከኽብረካ እየ ኣብ ቤትካ
ዝምክሓሉ ጸግዐይ ንስኻ
ብምሕረት ኢድካ ሓቒፍካ
ሓዘነይ ሓጎስ ለዊጥካ
ኣባኻ እውከል ጎይታ
ንስኻ ዕረፍተይ ንስኻ ትውክልተይ ንስኻ ሓጎሰይ(2)
CHORUS
ናይ ክርስቶስ ሙኻን ኣለዎ ሰላም ኣለዎ ሰላም {2}
ኣብ ልዕለይ ሰላም ይህበካ ሰላም ኣብልዕለይ
ሰላም ይህበካ ሰላም
VERSE 2
ንልበይ ኣውዲቐ ኣባኻ
ንሕቶ ልበይ መሊስካ
ከስተማቕሮ ሓልዮትካ
ሰላም ኣለዎ ፍቕርኻ
ጾረይ ኣራጊፈ ናባኻ
ድኻመይ ኩሉ ቐንጢጥካ
ሓጥያተይ ኩሉ ፈዊስካ
ዓወት ረኺበ ካባኻ
ንስኻ ሰላመይ ንስኻ ረዲኤተይ ንስኻ ዓወተይ(2)
CHORUS
ናይ ክርስቶስ ሙኻን ኣለዎ ሰላም ኣለዎ ሰላም {2}
ኣብ ልዕለይ ሰላም ይህበካ ሰላም ኣብልዕለይ
ሰላም ይህበካ ሰላም
VERSE 3
ሰይጣን ናብ ሲኦል ክወድቕ
ኩሉ ክብርኻ ክግለጽ
ቅኑዕ ሙኻንካ ክጥዕም
ኣፈይ ብ ቓልካ ክመልእ
መንፈሰይ ብኣኻ ክነቅሕ
ልበይ ሰናይካ ክትጅምር
ነብሰይ ብታሕጋስ ክልዓል ክዝምር የ ከዕልል {2}
ንስኻ እምነተይ ንስኻ ብርሃነይ ንስኻ ድሕነተይ
CHORUS
ናይ ክርስቶስ ሙኻን ኣለዎ ሰላም ኣለዎ ሰላም {2}
ኣብ ልዕለይ ሰላም ይህበካ ሰላም ኣብልዕለይ
ሰላም ይህበካ ሰላም

