ብጽእቲ ዘልኣለም
Lyrics
ድምጺ ሰላምታኺ ምስ ሰማዕኩ
እኖ ጎይታይ ምምጸኣ ረአኹ
ብሓጎስ ምንፈሰይ መላእኩ(2)
መንፈስ ቅዱስ ኣባኺ ወሪዱ
ሕይሊ ኣምላኽ ኣባኺ በጺሑ
ብርሃኑ ኣብ ዙርያኺ ኣጽሊሉ(2)
ሰላም ንዓኺ ሰላም
ክብሪ ንዓኺ ማርያም
ሁ እሁ እሁ
ብጽእቲ ዘልኣለም
እነኹ ብርያ እግዚኣብሄር
ከም ዝበልካኒ ይኹነለይ ኣሜን
ውርደት ባርያኡ ሪኡ ኩሎም ወለዶ
ብጽእቲ ክብሉኒ
ንዑብያት ሓሳቦም በቲኑ
ዕቢ ነገር ጌሩለይ እዩ
መንፈሰይ ብመድሕነይ ዓጊቡ
መልኣኽ መጸ እንከበስረኒ
ክብለኒ ከሎ ጸጋ ዝመላእኪ
ብቃሉ በጺሑ ከሊሉኒ(2)
ሰላም ንዓኺ ሰላም
ክብሪ ንዓኺ ማርያም
ሁ እሁ እሁ
ብጽእቲ ዘልኣለም
እነኹ ብርያ እግዚኣብሄር
ከም ዝበልካኒ ይኹነለይ ኣሜን
ውርደት ባርያኡ ሪኡ ኩሎም ወለዶ
ብጽእቲ ክብሉኒ
ብሂገያ ምስ ማርያም ሓዲረ
ናብኣ ክኣቱ ብቀደም መዲበ
ብደስታ ንጽዮን ሓርየ(2)
ሓይሊ መንፈስ ንሱ ገሊጹልኪ
ዝበለኩም ግበሩ ኢልኪ
መንገዲ ሓቂ ዝመራሕኪ(2)
ሰላም ንዓኺ ሰላም
ክብሪ ንዓኺ ማርያም
ሁ እሁ እሁ
ብጽእቲ ዘልኣለም
እነኹ ብርያ እግዚኣብሄር
ከም ዝበልካኒ ይኹነለይ ኣሜን
ውርደት ባርያኡ ሪኡ ኩሎም ወለዶ
ብጽእቲ ክብሉኒ
እነኹ ባርያ እግዚኣብሄር
ከም ዝበልካኒ ይኹነለይ ኣሜን
ውርደት ባርያኡ ሪኡ
ኩሎም ወለዶ ብጽእቲ ክብሉኒ
ኩሎም ወለዶ ንጽህቲ ክብሉኒ
ኩሎም ወለዶ ቅደስቲ ክብሉኒ
ኩሎም ወለዶ ክብርቲ ክብሉኒ
ኩሎም ወለዶ ርህርህቲ ክብሉኒ
ሰላም ንዓኺ ሰላም
ክብሪ ንዓኺ ማርያም
ሁ እሁ እሁ
ብጽእቲ ዘልኣለም
እነኹ ብርያ እግዚኣብሄር
ከም ዝበልካኒ ይኹነለይ ኣሜን
ውርደት ባርያኡ ሪኡ ኩሎም ወለዶ
ብጽእቲ ክብሉኒ
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ብጽእቲ ዘልኣለም
Bxeti zelalem
VERSE 1
ድምጺ ሰላምታኺ ምስ ሰማዕኩ
እኖ ጎይታይ ምምጸኣ ረአኹ
ብሓጎስ ምንፈሰይ መላእኩ(2)
መንፈስ ቅዱስ ኣባኺ ወሪዱ
ሕይሊ ኣምላኽ ኣባኺ በጺሑ
ብርሃኑ ኣብ ዙርያኺ ኣጽሊሉ(2)
CHORUS
ሰላም ንዓኺ ሰላም
ክብሪ ንዓኺ ማርያም
ሁ እሁ እሁ
ብጽእቲ ዘልኣለም
እነኹ ብርያ እግዚኣብሄር
ከም ዝበልካኒ ይኹነለይ ኣሜን
ውርደት ባርያኡ ሪኡ ኩሎም ወለዶ
ብጽእቲ ክብሉኒ
VERSE 2
ንዑብያት ሓሳቦም በቲኑ
ዕቢ ነገር ጌሩለይ እዩ
መንፈሰይ ብመድሕነይ ዓጊቡ
መልኣኽ መጸ እንከበስረኒ
ክብለኒ ከሎ ጸጋ ዝመላእኪ
ብቃሉ በጺሑ ከሊሉኒ(2)
CHORUS
ሰላም ንዓኺ ሰላም
ክብሪ ንዓኺ ማርያም
ሁ እሁ እሁ
ብጽእቲ ዘልኣለም
እነኹ ብርያ እግዚኣብሄር
ከም ዝበልካኒ ይኹነለይ ኣሜን
ውርደት ባርያኡ ሪኡ ኩሎም ወለዶ
ብጽእቲ ክብሉኒ
VERSE 3
ብሂገያ ምስ ማርያም ሓዲረ
ናብኣ ክኣቱ ብቀደም መዲበ
ብደስታ ንጽዮን ሓርየ(2)
ሓይሊ መንፈስ ንሱ ገሊጹልኪ
ዝበለኩም ግበሩ ኢልኪ
መንገዲ ሓቂ ዝመራሕኪ(2)
CHORUS
ሰላም ንዓኺ ሰላም
ክብሪ ንዓኺ ማርያም
ሁ እሁ እሁ
ብጽእቲ ዘልኣለም
እነኹ ብርያ እግዚኣብሄር
ከም ዝበልካኒ ይኹነለይ ኣሜን
ውርደት ባርያኡ ሪኡ ኩሎም ወለዶ
ብጽእቲ ክብሉኒ
VERSE 4
እነኹ ባርያ እግዚኣብሄር
ከም ዝበልካኒ ይኹነለይ ኣሜን
ውርደት ባርያኡ ሪኡ
ኩሎም ወለዶ ብጽእቲ ክብሉኒ
ኩሎም ወለዶ ንጽህቲ ክብሉኒ
ኩሎም ወለዶ ቅደስቲ ክብሉኒ
ኩሎም ወለዶ ክብርቲ ክብሉኒ
ኩሎም ወለዶ ርህርህቲ ክብሉኒ
CHORUS
ሰላም ንዓኺ ሰላም
ክብሪ ንዓኺ ማርያም
ሁ እሁ እሁ
ብጽእቲ ዘልኣለም
እነኹ ብርያ እግዚኣብሄር
ከም ዝበልካኒ ይኹነለይ ኣሜን
ውርደት ባርያኡ ሪኡ ኩሎም ወለዶ
ብጽእቲ ክብሉኒ

