ወሃቢ ዕረፍቲ
Lyrics
ጾሩ ዝኸበዶ ሕይወቱ ብሽግር ዝተኸበ
ብናይ”ዛ ዓለም ፈተናን መከራን ዝረብረበ
ንነብሱ’ውን ዕረፍቲ ዘይረኸበ
ካባኻ’ዩ (2) ምሕረት ዝጽበ
ኣርዑትካ ልዙብ ጾርካ ፈኲስ
ትሑት ልብኻ ለዋህ ኢየሱስ
ወሃቢ ኩሉ ፍቕሪ’ዩ ስምካ
መንዶ ኣሎ’ዩ ጎይታ ብዘይካኻ (2)
መንዶ ኣሎ’ዩ ኢየሱስ ንልበይ ዘህድኣ
ኣብ ጽምዋ በረኻ ረዳኢ ዘይብለይ ኢለ
ብብዙሕ ሓሳብን ብብዙሕ ጭንቐትን ተዓብሊለ
ዘሕለፍክዎ ስቓይ ክዝክሮ ጀሚረ
ብለውሃትካ ግን ብለውሃትካ ተስፋ ረኺበ
ዕረፍቲ ትህብ ፍጹም ዘይውዳእ
ንመንፈስና ብሓጎስ ዝመልእ
ቲ ፍቅርኻ ዘይጽገብ ኩሉ ሳዕ
ጥበብ ዝምልኦ ብሰብ ዘይልካዕ(2)
እ/ር ኢኻ ኣልፋን ኦሜጋን ናይ
ሕይወተይ ኣባኻ ይረኽቦም ኩሎም
ዓይኒ ማያት ናትካ ናተይ
እንተ ኮብለልኩ’ውን ገዲፈዮ ንቤተይ
ትጾረኒ (2) ኮንካኒ ጓሳይ
ኣቱም እትጽዕሩ ጾር ዝኸበደኩም
ናብ ኢየሱስ ኪዱ ንሱ ከዕርፈኩም
ኣርዑቱ ጹሩ ካብኡ ተማሃሩ
ንነፍስኩም ድሕነት ክትረኽቡ(2)
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ወሃቢ ዕረፍቲ
Wehabi irefti
VERSE 1
ጾሩ ዝኸበዶ ሕይወቱ ብሽግር ዝተኸበ
ብናይ”ዛ ዓለም ፈተናን መከራን ዝረብረበ
ንነብሱ’ውን ዕረፍቲ ዘይረኸበ
ካባኻ’ዩ (2) ምሕረት ዝጽበ
CHORUS
ኣርዑትካ ልዙብ ጾርካ ፈኲስ
ትሑት ልብኻ ለዋህ ኢየሱስ
ወሃቢ ኩሉ ፍቕሪ’ዩ ስምካ
መንዶ ኣሎ’ዩ ጎይታ ብዘይካኻ (2)
መንዶ ኣሎ’ዩ ኢየሱስ ንልበይ ዘህድኣ
VERSE 2
ኣብ ጽምዋ በረኻ ረዳኢ ዘይብለይ ኢለ
ብብዙሕ ሓሳብን ብብዙሕ ጭንቐትን ተዓብሊለ
ዘሕለፍክዎ ስቓይ ክዝክሮ ጀሚረ
ብለውሃትካ ግን ብለውሃትካ ተስፋ ረኺበ
CHORUS
ዕረፍቲ ትህብ ፍጹም ዘይውዳእ
ንመንፈስና ብሓጎስ ዝመልእ
ቲ ፍቅርኻ ዘይጽገብ ኩሉ ሳዕ
ጥበብ ዝምልኦ ብሰብ ዘይልካዕ(2)
VERSE 3
እ/ር ኢኻ ኣልፋን ኦሜጋን ናይ
ሕይወተይ ኣባኻ ይረኽቦም ኩሎም
ዓይኒ ማያት ናትካ ናተይ
እንተ ኮብለልኩ’ውን ገዲፈዮ ንቤተይ
ትጾረኒ (2) ኮንካኒ ጓሳይ
CHORUS
ኣቱም እትጽዕሩ ጾር ዝኸበደኩም
ናብ ኢየሱስ ኪዱ ንሱ ከዕርፈኩም
ኣርዑቱ ጹሩ ካብኡ ተማሃሩ
ንነፍስኩም ድሕነት ክትረኽቡ(2)

