ተመስገን
Lyrics
ተመስገን ኦ ልዑል ኣምላኸይ
ተወደስ ንስኻ መድሕነይ
ልዕል በል ወትሩ ክበረለይ
ተመስገን ለዋህ ፈጣርየይ
ተባረኽ ኦ ፈቃር ኢየሱሰይ
ልዕል በል ዘልኣለም ኣብ ቤተይ
ተመስገን ህያው መድሓኒየይ
ተባረኽ ንምሉእ ህይወተይ
ልዕል በል ኣብ ኩሉ ዘመነይ
እግዚኣብሔር ኣምላኽ ሓይልን ብርታዔን
ንዓኻ ሒዘ ፍጹም ኣይፈርሕን
ጽሩይ ማይ ንጽሙእ ከም ዘሐጉስ
ረዲእካኒ ጎይታይ ፍቕርኻ ከስተማቕር
ኣብ ሽግር ጸበባይ መጸግዒ
ካብ ሃጽፊ መዕቀሊ ንጸሓይ መጽለሊ
ከም ጽላሎት ደበና ንመዓልቲ ዋዒ
ንድምጺ ጨካናት ተህድኦ ብሓይሊ
ተመስገን ኦ ልዑል ኣምላኸይ
ተወደስ ንስኻ መድሕነይ
ልዕል በል ወትሩ ክበረለይ
ተመስገን ለዋህ ፈጣርየይ
ተባረኽ ኦ ፈቃር ኢየሱሰይ
ልዕል በል ዘልኣለም ኣብ ቤተይ
ተመስገን ህያው መድሓኒየይ
ተባረኽ ንምሉእ ህይወተይ
ልዕል በል ኣብ ኩሉ ዘመነይ
ብእግዚኣብሔር እመን ሰናይ ከኣ ግበር
ኣብ`ታ ሃገር ሃዲእካ ብሰላም ንበር
ልብኻ ዝደልዮ ካብኡ ክትቅበል
ብእኡ ከኣ ንወትሩ ክትሕጎስ
ቀጽርን ዕርድን ኣብ ዙርያይ ኣምቢሩ
ዝከላኸለለይ ባዕሉ እግዚኣብሔር ኢዩ
እንታይ ሞሳ ኢየ ዘቕርበሉ
ንድምጸይ ዝሰምዕ ንሱ ጥራይ ኢዩ
ተመስገን ኦ ልዑል ኣምላኸይ
ተወደስ ንስኻ መድሕነይ
ልዕል በል ወትሩ ክበረለይ
ተመስገን ለዋህ ፈጣርየይ
ተባረኽ ኦ ፈቃር ኢየሱሰይ
ልዕል በል ዘልኣለም ኣብ ቤተይ
ተመስገን ህያው መድሓኒየይ
ተባረኽ ንምሉእ ህይወተይ
ልዕል በል ኣብ ኩሉ ዘመነይ
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ተመስገን
Temesgen
CHORUS
ተመስገን ኦ ልዑል ኣምላኸይ
ተወደስ ንስኻ መድሕነይ
ልዕል በል ወትሩ ክበረለይ
ተመስገን ለዋህ ፈጣርየይ
ተባረኽ ኦ ፈቃር ኢየሱሰይ
ልዕል በል ዘልኣለም ኣብ ቤተይ
ተመስገን ህያው መድሓኒየይ
ተባረኽ ንምሉእ ህይወተይ
ልዕል በል ኣብ ኩሉ ዘመነይ
VERSE 1
እግዚኣብሔር ኣምላኽ ሓይልን ብርታዔን
ንዓኻ ሒዘ ፍጹም ኣይፈርሕን
ጽሩይ ማይ ንጽሙእ ከም ዘሐጉስ
ረዲእካኒ ጎይታይ ፍቕርኻ ከስተማቕር
ኣብ ሽግር ጸበባይ መጸግዒ
ካብ ሃጽፊ መዕቀሊ ንጸሓይ መጽለሊ
ከም ጽላሎት ደበና ንመዓልቲ ዋዒ
ንድምጺ ጨካናት ተህድኦ ብሓይሊ
CHORUS
ተመስገን ኦ ልዑል ኣምላኸይ
ተወደስ ንስኻ መድሕነይ
ልዕል በል ወትሩ ክበረለይ
ተመስገን ለዋህ ፈጣርየይ
ተባረኽ ኦ ፈቃር ኢየሱሰይ
ልዕል በል ዘልኣለም ኣብ ቤተይ
ተመስገን ህያው መድሓኒየይ
ተባረኽ ንምሉእ ህይወተይ
ልዕል በል ኣብ ኩሉ ዘመነይ
VERSE 2
ብእግዚኣብሔር እመን ሰናይ ከኣ ግበር
ኣብ`ታ ሃገር ሃዲእካ ብሰላም ንበር
ልብኻ ዝደልዮ ካብኡ ክትቅበል
ብእኡ ከኣ ንወትሩ ክትሕጎስ
ቀጽርን ዕርድን ኣብ ዙርያይ ኣምቢሩ
ዝከላኸለለይ ባዕሉ እግዚኣብሔር ኢዩ
እንታይ ሞሳ ኢየ ዘቕርበሉ
ንድምጸይ ዝሰምዕ ንሱ ጥራይ ኢዩ
CHORUS
ተመስገን ኦ ልዑል ኣምላኸይ
ተወደስ ንስኻ መድሕነይ
ልዕል በል ወትሩ ክበረለይ
ተመስገን ለዋህ ፈጣርየይ
ተባረኽ ኦ ፈቃር ኢየሱሰይ
ልዕል በል ዘልኣለም ኣብ ቤተይ
ተመስገን ህያው መድሓኒየይ
ተባረኽ ንምሉእ ህይወተይ
ልዕል በል ኣብ ኩሉ ዘመነይ

