ክዝምረሉ እየ
Lyrics
ኣብ ግዜ ንእስነተይ ንሱ ካበፍቀረኒ
ምስ ኩሉ ድኻመይ ንዓይ ተቐቢሉኒ
ጎይታይ ይደሊ ኣሎ ኣብ ዘመን ንእስነተይ
ንሱ ጥራይ ክሕዛ ነዛ ዕሸል ሂወተይ
ክዝምረሉ የ ክዝምረሉ(2)
ብነዚ ንጉስ ክብሪ ክዝምረሉ(2)
<< << << ክቃንየሉ(2)
ከቃንየሉ የ ከቃንየሉ (2)
ነዚ ንጉስ ክብሪ ከቃንየሉ {2}
ነዚ ንጉስ ክብሪ ክዝምረሉ
ደጊምሲ ኣብቂዑ እዩ እዋን ቁልዕነተይ
የሱስ ካብ ደለያ ነዛ ድኽምቲ ነብሰይ
ደጊምሲ ሕጂ እንታይ ክሕዘኒ
ንሱካ ፈትዩ ፍቕሩ ካብ ኣርአየኒ
ክዝምረሉ የ ክዝምረሉ(2)
ብነዚ ንጉስ ክብሪ ክዝምረሉ(2)
<< << << ክቃንየሉ(2)
ከቃንየሉ የ ከቃንየሉ (2)
ነዚ ንጉስ ክብሪ ከቃንየሉ {2}
ነዚ ንጉስ ክብሪ ክዝምረሉ
ምስ ዕለም ስጋ ሰይጣን ፍጹም ተናቲኽና
ክፉእ መዓልትታት ከይበጽሐ ኣባና
እዚ ኩሉ ከይመጸ ኣብ ሎሚ ከለና
ንስእነት ሓሊፉ ዘብቅዓሉ ጉብዝናና
ክዝምረሉ የ ክዝምረሉ(2)
ብነዚ ንጉስ ክብሪ ክዝምረሉ(2)
<< << << ክቃንየሉ(2)
ከቃንየሉ የ ከቃንየሉ (2)
ነዚ ንጉስ ክብሪ ከቃንየሉ {2}
ነዚ ንጉስ ክብሪ ክዝምረሉ
ንየሱስ ነኽብር ትእዛዙ ኣብ ልብና
ኣምላኽ ይሕሸና ምስኡ ከንብረና
ንሱ ጥራይ ከቢሩ ክንርኢ ኣብ ሂወትና
ክዝምረሉ የ ክዝምረሉ(2)
ብነዚ ንጉስ ክብሪ ክዝምረሉ(2)
<< << << ክቃንየሉ(2)
ከቃንየሉ የ ከቃንየሉ (2)
ነዚ ንጉስ ክብሪ ከቃንየሉ {2}
ነዚ ንጉስ ክብሪ ክዝምረሉ
በታ ድኻመተይ ከስምዕ ምስጋናይ
ክርስቶስ ካብ ፈተወ ከድሕነኒ ንዓይ
ክዘልል እየ ከዕልል ብዘሎኒ ኣቕመይ
እንታይ እዩ ዝዓግተኒ ካባኻ ዝፈልየኒ
ክዝምረሉ የ ክዝምረሉ(2)
ብነዚ ንጉስ ክብሪ ክዝምረሉ(2)
<< << << ክቃንየሉ(2)
ከቃንየሉ የ ከቃንየሉ (2)
ነዚ ንጉስ ክብሪ ከቃንየሉ {2}
ነዚ ንጉስ ክብሪ ክዝምረሉ
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ክዝምረሉ እየ
Kzmr eye
VERSE 1
ኣብ ግዜ ንእስነተይ ንሱ ካበፍቀረኒ
ምስ ኩሉ ድኻመይ ንዓይ ተቐቢሉኒ
ጎይታይ ይደሊ ኣሎ ኣብ ዘመን ንእስነተይ
ንሱ ጥራይ ክሕዛ ነዛ ዕሸል ሂወተይ
CHORUS
ክዝምረሉ የ ክዝምረሉ(2)
ብነዚ ንጉስ ክብሪ ክዝምረሉ(2)
<< << << ክቃንየሉ(2)
ከቃንየሉ የ ከቃንየሉ (2)
ነዚ ንጉስ ክብሪ ከቃንየሉ {2}
ነዚ ንጉስ ክብሪ ክዝምረሉ
VERSE 2
ደጊምሲ ኣብቂዑ እዩ እዋን ቁልዕነተይ
የሱስ ካብ ደለያ ነዛ ድኽምቲ ነብሰይ
ደጊምሲ ሕጂ እንታይ ክሕዘኒ
ንሱካ ፈትዩ ፍቕሩ ካብ ኣርአየኒ
CHORUS
ክዝምረሉ የ ክዝምረሉ(2)
ብነዚ ንጉስ ክብሪ ክዝምረሉ(2)
<< << << ክቃንየሉ(2)
ከቃንየሉ የ ከቃንየሉ (2)
ነዚ ንጉስ ክብሪ ከቃንየሉ {2}
ነዚ ንጉስ ክብሪ ክዝምረሉ
VERSE 3
ምስ ዕለም ስጋ ሰይጣን ፍጹም ተናቲኽና
ክፉእ መዓልትታት ከይበጽሐ ኣባና
እዚ ኩሉ ከይመጸ ኣብ ሎሚ ከለና
ንስእነት ሓሊፉ ዘብቅዓሉ ጉብዝናና
CHORUS
ክዝምረሉ የ ክዝምረሉ(2)
ብነዚ ንጉስ ክብሪ ክዝምረሉ(2)
<< << << ክቃንየሉ(2)
ከቃንየሉ የ ከቃንየሉ (2)
ነዚ ንጉስ ክብሪ ከቃንየሉ {2}
ነዚ ንጉስ ክብሪ ክዝምረሉ
VERSE 4
ንየሱስ ነኽብር ትእዛዙ ኣብ ልብና
ኣምላኽ ይሕሸና ምስኡ ከንብረና
ንሱ ጥራይ ከቢሩ ክንርኢ ኣብ ሂወትና
CHORUS
ክዝምረሉ የ ክዝምረሉ(2)
ብነዚ ንጉስ ክብሪ ክዝምረሉ(2)
<< << << ክቃንየሉ(2)
ከቃንየሉ የ ከቃንየሉ (2)
ነዚ ንጉስ ክብሪ ከቃንየሉ {2}
ነዚ ንጉስ ክብሪ ክዝምረሉ
VERSE 5
በታ ድኻመተይ ከስምዕ ምስጋናይ
ክርስቶስ ካብ ፈተወ ከድሕነኒ ንዓይ
ክዘልል እየ ከዕልል ብዘሎኒ ኣቕመይ
እንታይ እዩ ዝዓግተኒ ካባኻ ዝፈልየኒ
CHORUS
ክዝምረሉ የ ክዝምረሉ(2)
ብነዚ ንጉስ ክብሪ ክዝምረሉ(2)
<< << << ክቃንየሉ(2)
ከቃንየሉ የ ከቃንየሉ (2)
ነዚ ንጉስ ክብሪ ከቃንየሉ {2}
ነዚ ንጉስ ክብሪ ክዝምረሉ

