ተንሲኡልና ኢየሱስና
Lyrics
ናይ ምንታይ'ከ ነቲ ህያው ኣብ ማእከል ምውታት
እትደልዮኦ ንሱ ተንሲኡ እዩ ኣብዚ የለን ኣብ ገሊላ
ከሎ ወዲ ሰብ ኣብ ኢድ ሓጥኣን ክወድቅን ክስቀልን
ኣብ ሳልሰይቲ መዓልቲ ክትንስእ እዩ ዝበለክን ቃል ዘክረኦ
ትርኢት የሱስ ዘንጸባርቅ ሓይሊ
ጻዕዳ ክዳኑ ከም በረድ በርቂ
ሓለውቲ ፈሪሆም ኣንቀጥቀጡ
ብዓቢ ታሕጋስ የሱስና ተንሲኡ
ተንሲኡልና ኢየሱስና ተንሲኡልና
ተንሲኡልና መድሓኒና
ተንሲኡልና ኢየሱስና ተንሲኡልና
መንገዲ ሓቂ መሪሑ
ኣሃ ኣሃ ኣሃ ገነት ከእትወና
ኣንስቲ ፈሪሀን እምኒ ኣንከራርየን
ህያው መድሓኒ ተንሲኡ እዩ
ሃዋርያት ብምግራም እንክጎዩ
ክርስቶስ ተንሲኡ ብስራት ሒዙ
ተንሲኡልና ኢየሱስና ተንሲኡልና
ተንሲኡልና መድሓኒና
ተንሲኡልና ኢየሱስና ተንሲኡልና
መንገዲ ሓቂ መሪሑ
ኣሃ ኣሃ ኣሃ ገነት ከእትወና
ክበጽሓና ኣብ መገዲ ንኤማሁስ
ክበጽሓኒ ኢዱ ክዝርግሕ
ምሳና እንክሓድር ናባና መጺኡ {2}
ብሓቂ ጎይታ ተንሲኡ እዩ
ተንሲኡልና ኢየሱስና ተንሲኡልና
ተንሲኡልና መድሓኒና
ተንሲኡልና ኢየሱስና ተንሲኡልና
መንገዲ ሓቂ መሪሑ
ኣሃ ኣሃ ኣሃ ገነት ከእትወና
እምነተይ የሱስ እዪ መድሓኒየይ
ምስኡ ብዓወት ክኣቱ እየ
ጸልማተይ ርሒቁ ተሓጊሰ
ብርሃን ብየሱስ ረኺበ ኣነ
ተንሲኡልና ኢየሱስና ተንሲኡልና
ተንሲኡልና መድሓኒና
ተንሲኡልና ኢየሱስና ተንሲኡልና
መንገዲ ሓቂ መሪሑ
ኣሃ ኣሃ ኣሃ ገነት ከእትወና
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ተንሲኡልና ኢየሱስና
Tensiuelna eyesusna
INTRO
ናይ ምንታይ'ከ ነቲ ህያው ኣብ ማእከል ምውታት
እትደልዮኦ ንሱ ተንሲኡ እዩ ኣብዚ የለን ኣብ ገሊላ
ከሎ ወዲ ሰብ ኣብ ኢድ ሓጥኣን ክወድቅን ክስቀልን
ኣብ ሳልሰይቲ መዓልቲ ክትንስእ እዩ ዝበለክን ቃል ዘክረኦ
VERSE 2
ትርኢት የሱስ ዘንጸባርቅ ሓይሊ
ጻዕዳ ክዳኑ ከም በረድ በርቂ
ሓለውቲ ፈሪሆም ኣንቀጥቀጡ
ብዓቢ ታሕጋስ የሱስና ተንሲኡ
CHORUS
ተንሲኡልና ኢየሱስና ተንሲኡልና
ተንሲኡልና መድሓኒና
ተንሲኡልና ኢየሱስና ተንሲኡልና
መንገዲ ሓቂ መሪሑ
ኣሃ ኣሃ ኣሃ ገነት ከእትወና
VERSE 3
ኣንስቲ ፈሪሀን እምኒ ኣንከራርየን
ህያው መድሓኒ ተንሲኡ እዩ
ሃዋርያት ብምግራም እንክጎዩ
ክርስቶስ ተንሲኡ ብስራት ሒዙ
CHORUS
ተንሲኡልና ኢየሱስና ተንሲኡልና
ተንሲኡልና መድሓኒና
ተንሲኡልና ኢየሱስና ተንሲኡልና
መንገዲ ሓቂ መሪሑ
ኣሃ ኣሃ ኣሃ ገነት ከእትወና
VERSE 4
ክበጽሓና ኣብ መገዲ ንኤማሁስ
ክበጽሓኒ ኢዱ ክዝርግሕ
ምሳና እንክሓድር ናባና መጺኡ {2}
ብሓቂ ጎይታ ተንሲኡ እዩ
CHORUS
ተንሲኡልና ኢየሱስና ተንሲኡልና
ተንሲኡልና መድሓኒና
ተንሲኡልና ኢየሱስና ተንሲኡልና
መንገዲ ሓቂ መሪሑ
ኣሃ ኣሃ ኣሃ ገነት ከእትወና
VERSE 5
እምነተይ የሱስ እዪ መድሓኒየይ
ምስኡ ብዓወት ክኣቱ እየ
ጸልማተይ ርሒቁ ተሓጊሰ
ብርሃን ብየሱስ ረኺበ ኣነ
CHORUS
ተንሲኡልና ኢየሱስና ተንሲኡልና
ተንሲኡልና መድሓኒና
ተንሲኡልና ኢየሱስና ተንሲኡልና
መንገዲ ሓቂ መሪሑ
ኣሃ ኣሃ ኣሃ ገነት ከእትወና

