ምስጋናይ ይብጻሕ
Lyrics
ብጩራ ኣእዳውኪ መሊስኪ ልመናይ
ብተኣምር ማዕተብ ጸጋኺ ኣፍሲስክለይ
ብጸሎት መቁጸርያ ንሰይጣን ክስዕር
ወሊድክኒ ኣደይ ይብጻሕኪ ምስጋናይ(2)
ይብጻሕ ሓጎሰይ ምስጋናይ ናባኪ
ኦ ንግስቲ ሰላም ውዳሴይ ንዓኺ (2)
ፍቅርኪ ጢዒመ ብሓጎስ ይነብዕ
ሓዘንኪ ዘኪረ መሊሰ ይብርትዕ
ደገፍ ትኮንኒ ኣብ እምነተይ ክጸንዕ
ምስጋናይ ይብጻሕኪ ኣደየ ሓበነይ(2)
ይብጻሕ ሓጎሰይ ምስጋናይ ናባኪ
ኦ ንግስቲ ሰላም ውዳሴይ ንዓኺ (2)
ለይቲ ምስ መዓልቲ ብኣኺ'ዩ ሓሳበይ
ኣደየ እንዲኺ ሕልፊ ትሓልይለይ
ኣደይ እወ ኣደይ ወትሩ ትጽልይለይ
ምስጋናይ ይብጻሕኪ ብሌን ዓይኒ ናተይ(2)
ይብጻሕ ሓጎሰይ ምስጋናይ ናባኪ
ኦ ንግስቲ ሰላም ውዳሴይ ንዓኺ (2)
መንገዲ ኮንክኒ ክበጽሕ ናብ ኢየሱስ
ከምኡ'ውን ጽላለይ ማሕደር መንፈስ ቅዱስ
ስለዚ'ስ ማርያመይ ኣነ ብኣኺ ይሕጎስ
እኔኩ የመስግን ኣፈይ ይከፍት(2)
ይብጻሕ ሓጎሰይ ምስጋናይ ናባኪ
ኦ ንግስቲ ሰላም ውዳሴይ ንዓኺ (2)
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ምስጋናይ ይብጻሕ
Msganay ybxah
VERSE 1
ብጩራ ኣእዳውኪ መሊስኪ ልመናይ
ብተኣምር ማዕተብ ጸጋኺ ኣፍሲስክለይ
ብጸሎት መቁጸርያ ንሰይጣን ክስዕር
ወሊድክኒ ኣደይ ይብጻሕኪ ምስጋናይ(2)
CHORUS
ይብጻሕ ሓጎሰይ ምስጋናይ ናባኪ
ኦ ንግስቲ ሰላም ውዳሴይ ንዓኺ (2)
VERSE 2
ፍቅርኪ ጢዒመ ብሓጎስ ይነብዕ
ሓዘንኪ ዘኪረ መሊሰ ይብርትዕ
ደገፍ ትኮንኒ ኣብ እምነተይ ክጸንዕ
ምስጋናይ ይብጻሕኪ ኣደየ ሓበነይ(2)
CHORUS
ይብጻሕ ሓጎሰይ ምስጋናይ ናባኪ
ኦ ንግስቲ ሰላም ውዳሴይ ንዓኺ (2)
VERSE 3
ለይቲ ምስ መዓልቲ ብኣኺ'ዩ ሓሳበይ
ኣደየ እንዲኺ ሕልፊ ትሓልይለይ
ኣደይ እወ ኣደይ ወትሩ ትጽልይለይ
ምስጋናይ ይብጻሕኪ ብሌን ዓይኒ ናተይ(2)
CHORUS
ይብጻሕ ሓጎሰይ ምስጋናይ ናባኪ
ኦ ንግስቲ ሰላም ውዳሴይ ንዓኺ (2)
VERSE 4
መንገዲ ኮንክኒ ክበጽሕ ናብ ኢየሱስ
ከምኡ'ውን ጽላለይ ማሕደር መንፈስ ቅዱስ
ስለዚ'ስ ማርያመይ ኣነ ብኣኺ ይሕጎስ
እኔኩ የመስግን ኣፈይ ይከፍት(2)
CHORUS
ይብጻሕ ሓጎሰይ ምስጋናይ ናባኪ
ኦ ንግስቲ ሰላም ውዳሴይ ንዓኺ (2)

