CHORUS
ተመስገን ኦ ልዑል ኣምላኸይ
ተወደስ ንስኻ መድሕነይ
ልዕል በል ወትሩ ክበረለይ
ተመስገን ለዋህ ፈጣርየይ
ተባረኽ ኦ ፈቃር ኢየሱሰይ
ልዕል በል ዘልኣለም ኣብ ቤተይ
ተመስገን ህያው መድሓኒየይ
ተባረኽ ንምሉእ ህይወተይ
ልዕል በል ኣብ ኩሉ ዘመነይ