VERSE 1
ድምጺ ሰላምታኺ ምስ ሰማዕኩ
እኖ ጎይታይ ምምጸኣ ረአኹ
ብሓጎስ ምንፈሰይ መላእኩ(2)
መንፈስ ቅዱስ ኣባኺ ወሪዱ
ሕይሊ ኣምላኽ ኣባኺ በጺሑ
ብርሃኑ ኣብ ዙርያኺ ኣጽሊሉ(2)