VERSE 1
መንገድን ሓቅን መሪሕካ
ዕረፍቲ ኬንካኒ ባይታ
መሪጽካ ንድኹም ባርያኻ
ከኽብረካ እየ ኣብ ቤትካ
ዝምክሓሉ ጸግዐይ ንስኻ
ብምሕረት ኢድካ ሓቒፍካ
ሓዘነይ ሓጎስ ለዊጥካ
ኣባኻ እውከል ጎይታ
ንስኻ ዕረፍተይ ንስኻ ትውክልተይ ንስኻ ሓጎሰይ(2)