ክምለስ ወሲነ
Lyrics
ትርጉም ሕይወት ጠፊእዋ ነብሰይ
ትመላለስ ዘላ ብዘይ ሰላም ቅሳነት
ኣብ ዘይርጉእ ሕይወት ትጓዓዝ ዘሎኻ
ሓወይ ተመለስ እንዶ ናብ እየሱስ ጎይታኻ
ዘይቀሰነ ናብራ ትመርሒ ዘሎኺ
ሓውተይ ተመለሲ እንዶ ናብ ፈቃር ጎይታኺ
ዝኸድክዎ ቅሳነት ዘይብሉ ሰላም ስኢነሉ
ንስኻ ዘይብሉ ኩሉ ከንቱ እዩ
ሎሚ ግና ፡ ናባኻ ወሲነ ፡ ክምለስ ወሲነ
ኣብ ቅድሜኻ /2/ ምሕረትካ ኣሚነ
ኦ'እግዚኣብሔር ኣብ ቤትካ'ዩ ሰላም ፡ ሰላም ዝረኽበሉ
ናይ ልቢ ዕጋበት ውሽጠይ ዝዓርፈሉ
ስለ ዝኾነ ንዓኻ ክዝምር ፡ ንስምካ ክዝምር
ንሳህልኻ ኣንጊሀ /2/ ዕልል ዕልል ክብል
ኣብ መጓሰ ብሙሴን ኣሮንን ንሕዝብኻ ዝመራሕካ ጎይታ
ሎሚ ድማ ንኣና ደቅካ /2/ ምርሓና /2/
ሰማያዊት ቤትካ ኣውርሰና
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ክምለስ ወሲነ
Kmles wesine
VERSE 1
ትርጉም ሕይወት ጠፊእዋ ነብሰይ
ትመላለስ ዘላ ብዘይ ሰላም ቅሳነት
ኣብ ዘይርጉእ ሕይወት ትጓዓዝ ዘሎኻ
ሓወይ ተመለስ እንዶ ናብ እየሱስ ጎይታኻ
ዘይቀሰነ ናብራ ትመርሒ ዘሎኺ
ሓውተይ ተመለሲ እንዶ ናብ ፈቃር ጎይታኺ
VERSE 2
ዝኸድክዎ ቅሳነት ዘይብሉ ሰላም ስኢነሉ
ንስኻ ዘይብሉ ኩሉ ከንቱ እዩ
ሎሚ ግና ፡ ናባኻ ወሲነ ፡ ክምለስ ወሲነ
ኣብ ቅድሜኻ /2/ ምሕረትካ ኣሚነ
VERSE 3
ኦ'እግዚኣብሔር ኣብ ቤትካ'ዩ ሰላም ፡ ሰላም ዝረኽበሉ
ናይ ልቢ ዕጋበት ውሽጠይ ዝዓርፈሉ
ስለ ዝኾነ ንዓኻ ክዝምር ፡ ንስምካ ክዝምር
ንሳህልኻ ኣንጊሀ /2/ ዕልል ዕልል ክብል
VERSE 4
ኣብ መጓሰ ብሙሴን ኣሮንን ንሕዝብኻ ዝመራሕካ ጎይታ
ሎሚ ድማ ንኣና ደቅካ /2/ ምርሓና /2/
ሰማያዊት ቤትካ ኣውርሰና