ተዳልየ`ለኹ ኢየሱስ
Lyrics
ብሸለልትነተይ ጸጋኻ እሓልፈኒ
ትርጉም ምንባረይ ከይተረድኣኒ
ይመላለስ ነይረ ብዝመሰለኒ (2)
ሕጂ ግን ኢየሱስ ይዕድመካ
ኣብ ውሽጢ ልበይ ክቕበለካ (2)
ኢየሱስ ኳሕኳሓዮ ማዕጾ ልበይ
ተዳልየ`ለኹ ክኸፍተልካ ውሽጠይ
ክትኣቱ ክትድረር`ውን ምሳይ
ኣብ ልበይ ክትውለድ ኢየሱሰይ
ብሓይሊ መንፈስካ ክትሰርሕ`ውን ኣባይ
እዚ`ዩ እዚ`ዩ ትርጉም ልደት ንዓይ (3)
ክቡር ወዲ ኣምላኽ እንክነስኻስ
ኣብ መብልዒ ማል ክትውለድ ፈሪዶምኻ
ሓደ`ኳ ኣይነበረን ዝተገደሰልካ (2)
ኣነ ግን ነዚ ክደግሞ ኣይደልን`የ
ኣፍደገ ልበይ ክኸፍተልካ`የ (2)
ኢየሱስ ኳሕኳሓዮ ማዕጾ ልበይ
ተዳልየ`ለኹ ክኸፍተልካ ውሽጠይ
ክትኣቱ ክትድረር`ውን ምሳይ
ኣብ ልበይ ክትውለድ ኢየሱሰይ
ብሓይሊ መንፈስካ ክትሰርሕ`ውን ኣባይ
እዚ`ዩ እዚ`ዩ ትርጉም ልደት ንዓይ (3)
ዝበቕዓካ ስፍራ ክንደይ ከይህበካ
ንልበይ ኣንጺሐ እጽበየካ
ንዘልኣለም ኣለም ክነብር ምሳኻ
ንዘልኣለም ኣለም ክነብር ኣብ ቤትካ
ስለ`ዚ ነዓ እቶ ኢየሱሰይ
ከም መብልዒ ማል ይኹንካ ልበይ (2)
ኢየሱስ ኳሕኳሓዮ ማዕጾ ልበይ
ተዳልየ`ለኹ ክኸፍተልካ ውሽጠይ
ክትኣቱ ክትድረር`ውን ምሳይ
ኣብ ልበይ ክትውለድ ኢየሱሰይ
ብሓይሊ መንፈስካ ክትሰርሕ`ውን ኣባይ
እዚ`ዩ እዚ`ዩ ትርጉም ልደት ንዓይ (3)
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ተዳልየ`ለኹ ኢየሱስ
Tedaliye leku eysus
VERSE 1
ብሸለልትነተይ ጸጋኻ እሓልፈኒ
ትርጉም ምንባረይ ከይተረድኣኒ
ይመላለስ ነይረ ብዝመሰለኒ (2)
ሕጂ ግን ኢየሱስ ይዕድመካ
ኣብ ውሽጢ ልበይ ክቕበለካ (2)
CHORUS
ኢየሱስ ኳሕኳሓዮ ማዕጾ ልበይ
ተዳልየ`ለኹ ክኸፍተልካ ውሽጠይ
ክትኣቱ ክትድረር`ውን ምሳይ
ኣብ ልበይ ክትውለድ ኢየሱሰይ
ብሓይሊ መንፈስካ ክትሰርሕ`ውን ኣባይ
እዚ`ዩ እዚ`ዩ ትርጉም ልደት ንዓይ (3)
VERSE 2
ክቡር ወዲ ኣምላኽ እንክነስኻስ
ኣብ መብልዒ ማል ክትውለድ ፈሪዶምኻ
ሓደ`ኳ ኣይነበረን ዝተገደሰልካ (2)
ኣነ ግን ነዚ ክደግሞ ኣይደልን`የ
ኣፍደገ ልበይ ክኸፍተልካ`የ (2)
CHORUS
ኢየሱስ ኳሕኳሓዮ ማዕጾ ልበይ
ተዳልየ`ለኹ ክኸፍተልካ ውሽጠይ
ክትኣቱ ክትድረር`ውን ምሳይ
ኣብ ልበይ ክትውለድ ኢየሱሰይ
ብሓይሊ መንፈስካ ክትሰርሕ`ውን ኣባይ
እዚ`ዩ እዚ`ዩ ትርጉም ልደት ንዓይ (3)
VERSE 3
ዝበቕዓካ ስፍራ ክንደይ ከይህበካ
ንልበይ ኣንጺሐ እጽበየካ
ንዘልኣለም ኣለም ክነብር ምሳኻ
ንዘልኣለም ኣለም ክነብር ኣብ ቤትካ
ስለ`ዚ ነዓ እቶ ኢየሱሰይ
ከም መብልዒ ማል ይኹንካ ልበይ (2)
CHORUS
ኢየሱስ ኳሕኳሓዮ ማዕጾ ልበይ
ተዳልየ`ለኹ ክኸፍተልካ ውሽጠይ
ክትኣቱ ክትድረር`ውን ምሳይ
ኣብ ልበይ ክትውለድ ኢየሱሰይ
ብሓይሊ መንፈስካ ክትሰርሕ`ውን ኣባይ
እዚ`ዩ እዚ`ዩ ትርጉም ልደት ንዓይ (3)