ተኣምር ኣሎካ
Lyrics
ንነዊሕ ዓመታት ብሰይጣን ተኣሲረ
ሓኪም ክመላለስ ንክሓዊ ኢለ
ግን ኣይጠቐመንን ገንዘበይ ኣጥፊአ
ተስፋ ምስ ቆረጽኩ ናብ ኢየሱስ ቀረብኩ
ብኢዱ ምስ ሓዘኒ ብቕጽበት ሓወኹ/2/
ተኣምር ኣሎካ ጎይታ (ኢየሱሰይ) ተኣምር /2/
ጾሩ ዝኸበዶ ባዕልካ ተዕርፎ
ንሕማሙ ኩሉ ባዕልካ ትፍውሶ
ብዘይፈልጦ ግዜ ብዘይፈልጣ ሰዓት /2/
ናይ ልቡ ርኢኻ ትኾኖ ረድኤት
ብምሕረት ጠሚትካ ትክልሎ ብበረኸት/
ኣነ በይነይ ነይረ ሓደ ወደይ ሞይቱኒ
ሃንደበት ሓለፍኩ ሽዑ ጠመትካኒ
ብድንጋጸ መልአ ቲ ርሕሩሕ ልብኻ
ኣንታ ጎበዝ ተንሥእ ተለዓል ምስ በልካዮ
ንወደይ ከተሕውዮ ብዓይነይ ርእየዮ /2/
ተኣምር ኣሎካ ጎይታ (ኢየሱሰይ) ተኣምር /2/
ጾሩ ዝኸበዶ ባዕልካ ተዕርፎ
ንሕማሙ ኩሉ ባዕልካ ትፍውሶ
ብዘይፈልጦ ግዜ ብዘይፈልጣ ሰዓት /2/
ናይ ልቡ ርኢኻ ትኾኖ ረድኤት
ብምሕረት ጠሚትካ ትክልሎ ብበረኸት/
ዕውር እየ ነይረ ኮፍ ኢለ ዝልምን
ጫውጫውታ ሰማዕኩ ልክዕ ብዘይ ዓቐን
ንሓደ ሓተትኩ እንታይ'ዩ እዚ ነገር
ኢየሱስ በዓል ናዝሬት እዩ ምስ በለኒ /2/
ዓው ኢለ ጨደርኩ መታን ከሕውየኒ
/ብልቡ ደጊፉ ዓይነይ ኣብርሃኒ/
ናትካ ተኣምርሲ ጎይታይ ፍሉይ'ዩ
ንናይ ውሽጢ ሕቶ ብሓቂ መልሲ'ዩ
ንኹሉ ሕማምና ብቑዕ ፈውሲ እዩ
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ተኣምር ኣሎካ
Teamr aloka
VERSE 1
ንነዊሕ ዓመታት ብሰይጣን ተኣሲረ
ሓኪም ክመላለስ ንክሓዊ ኢለ
ግን ኣይጠቐመንን ገንዘበይ ኣጥፊአ
ተስፋ ምስ ቆረጽኩ ናብ ኢየሱስ ቀረብኩ
ብኢዱ ምስ ሓዘኒ ብቕጽበት ሓወኹ/2/
CHORUS
ተኣምር ኣሎካ ጎይታ (ኢየሱሰይ) ተኣምር /2/
ጾሩ ዝኸበዶ ባዕልካ ተዕርፎ
ንሕማሙ ኩሉ ባዕልካ ትፍውሶ
ብዘይፈልጦ ግዜ ብዘይፈልጣ ሰዓት /2/
ናይ ልቡ ርኢኻ ትኾኖ ረድኤት
ብምሕረት ጠሚትካ ትክልሎ ብበረኸት/
VERSE 2
ኣነ በይነይ ነይረ ሓደ ወደይ ሞይቱኒ
ሃንደበት ሓለፍኩ ሽዑ ጠመትካኒ
ብድንጋጸ መልአ ቲ ርሕሩሕ ልብኻ
ኣንታ ጎበዝ ተንሥእ ተለዓል ምስ በልካዮ
ንወደይ ከተሕውዮ ብዓይነይ ርእየዮ /2/
CHORUS
ተኣምር ኣሎካ ጎይታ (ኢየሱሰይ) ተኣምር /2/
ጾሩ ዝኸበዶ ባዕልካ ተዕርፎ
ንሕማሙ ኩሉ ባዕልካ ትፍውሶ
ብዘይፈልጦ ግዜ ብዘይፈልጣ ሰዓት /2/
ናይ ልቡ ርኢኻ ትኾኖ ረድኤት
ብምሕረት ጠሚትካ ትክልሎ ብበረኸት/
VERSE 3
ዕውር እየ ነይረ ኮፍ ኢለ ዝልምን
ጫውጫውታ ሰማዕኩ ልክዕ ብዘይ ዓቐን
ንሓደ ሓተትኩ እንታይ'ዩ እዚ ነገር
ኢየሱስ በዓል ናዝሬት እዩ ምስ በለኒ /2/
ዓው ኢለ ጨደርኩ መታን ከሕውየኒ
/ብልቡ ደጊፉ ዓይነይ ኣብርሃኒ/
VERSE 4
ናትካ ተኣምርሲ ጎይታይ ፍሉይ'ዩ
ንናይ ውሽጢ ሕቶ ብሓቂ መልሲ'ዩ
ንኹሉ ሕማምና ብቑዕ ፈውሲ እዩ