ሓርነት ሂቡኒ
Lyrics
ንገበነይ ከም ደበና
ንሓጢኣተይ `ውን ከም ግመ (2)
ዝበተንካ ኦ እግዚኣብሔር
ክብሪ ንስምካ (2)
ካብ`ቲ ድነ ሞት ጸልማት (4)
ካብ`ቲ ምሕርቃም ኣስናን ዝመልኦ ኣውያት
እግዚኣብሔር መንዚዑ ኣውጺኡኒ (4)
ንውዕለታኡ ብምንታይ ክገልጾ (3)
ንውዕለታኡ ብምንታይ ክገልጾ (3)
ነንመዓልቲ ጾረይ ዝጸውር
ብሓልዮት ድማ ፍቕሩ ዝዕድል (2)
ኣምላኽ ምድሓነይ እግዚኣብሔር ኣምላኽ
ይኽበረለይ ኣሜን ሃሌሉያ
ካብ`ቲ ድነ ሞት ጸልማት (4)
ካብ`ቲ ምሕርቃም ኣስናን ዝመልኦ ኣውያት
እግዚኣብሔር መንዚዑ ኣውጺኡኒ (4)
ንውዕለታኡ ብምንታይ ክገልጾ (3)
ንውዕለታኡ ብምንታይ ክገልጾ (3)
ተመስገን (3) ተባረኽ (3) ልዕል በል (3)
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ሓርነት ሂቡኒ
Harnet hibuni
VERSE 1
ንገበነይ ከም ደበና
ንሓጢኣተይ `ውን ከም ግመ (2)
ዝበተንካ ኦ እግዚኣብሔር
ክብሪ ንስምካ (2)
CHORUS
ካብ`ቲ ድነ ሞት ጸልማት (4)
ካብ`ቲ ምሕርቃም ኣስናን ዝመልኦ ኣውያት
እግዚኣብሔር መንዚዑ ኣውጺኡኒ (4)
ንውዕለታኡ ብምንታይ ክገልጾ (3)
ንውዕለታኡ ብምንታይ ክገልጾ (3)
VERSE 2
ነንመዓልቲ ጾረይ ዝጸውር
ብሓልዮት ድማ ፍቕሩ ዝዕድል (2)
ኣምላኽ ምድሓነይ እግዚኣብሔር ኣምላኽ
ይኽበረለይ ኣሜን ሃሌሉያ
CHORUS
ካብ`ቲ ድነ ሞት ጸልማት (4)
ካብ`ቲ ምሕርቃም ኣስናን ዝመልኦ ኣውያት
እግዚኣብሔር መንዚዑ ኣውጺኡኒ (4)
ንውዕለታኡ ብምንታይ ክገልጾ (3)
ንውዕለታኡ ብምንታይ ክገልጾ (3)
VERSE 3
ተመስገን (3) ተባረኽ (3) ልዕል በል (3)