ዘገርም ሰላም
Lyrics
ኣስምዓኒ ጥዑም ደሃይ ቃላትካ
ቀረብካዮ ቅዱስ መኣድኻ
ክብርኻ ኣየ እወ እቲ ዝናኻ
ንምግላጽ ኣኽእለኒ ጎይታ
ኣኽእለኒ ንኽዝምረልካ
ዘገርም ፍቕሪ ኣብ እግዚኣብሔር እዩ ዘሎ
ዘገርም ሰላም ኣብ እየሱሰይ'ዩ ዘሎ
ዓለም ካብ ትህበና ሰላም ፡ ናይ ጎይታ ይሕሸና ሰላም /2/
ኣብ ጽምዋ ደሃይካ ተስምዕ
ንሽጉራት ብፍቕሪ ትረድእ
ኣቦ ሰላም ናይ ዘልኣለም ጎይታ
ንንብዓተይ ብሓጎስ ብደስታ
ለዊጥካዮ ብመዝሙር ዕልልታ
ዘገርም ፍቕሪ ኣብ እግዚኣብሔር እዩ ዘሎ
ዘገርም ሰላም ኣብ እየሱሰይ'ዩ ዘሎ
ዓለም ካብ ትህበና ሰላም ፡ ናይ ጎይታ ይሕሸና ሰላም /2/
ኣብ መከራ ኣለኹ ዝበልካኒ
ቃልካ ብምግላጽ ዘጸናናዕካኒ
በጺሕካኒ ብሰናይ ለውሃትካ
ንልበይ መሊእካዮ ሰላምካ
ውሽጢ ልበይ መሊኡ ሰላምካ
ዘገርም ፍቕሪ ኣብ እግዚኣብሔር እዩ ዘሎ
ዘገርም ሰላም ኣብ እየሱሰይ'ዩ ዘሎ
ዓለም ካብ ትህበና ሰላም ፡ ናይ ጎይታ ይሕሸና ሰላም /2/
ፍቕርኻ እየሱስ ዘይነጽፍ ዘልኣለም
ጥዑም መዓዛ ናይ ኣእምሮ ሰላም
ኣልፋን ኦሜጋን ናይ ሕይወተይ ጎይታ
ብሓጢኣተይ ዝሞትካ ኣብ ጎልጎታ
ዘገርም ፍቕሪ ኣብ እግዚኣብሔር እዩ ዘሎ
ዘገርም ሰላም ኣብ እየሱሰይ'ዩ ዘሎ
ዓለም ካብ ትህበና ሰላም ፡ ናይ ጎይታ ይሕሸና ሰላም /2/
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ዘገርም ሰላም
Zegerm selam
VERSE 1
ኣስምዓኒ ጥዑም ደሃይ ቃላትካ
ቀረብካዮ ቅዱስ መኣድኻ
ክብርኻ ኣየ እወ እቲ ዝናኻ
ንምግላጽ ኣኽእለኒ ጎይታ
ኣኽእለኒ ንኽዝምረልካ
CHORUS
ዘገርም ፍቕሪ ኣብ እግዚኣብሔር እዩ ዘሎ
ዘገርም ሰላም ኣብ እየሱሰይ'ዩ ዘሎ
ዓለም ካብ ትህበና ሰላም ፡ ናይ ጎይታ ይሕሸና ሰላም /2/
VERSE 2
ኣብ ጽምዋ ደሃይካ ተስምዕ
ንሽጉራት ብፍቕሪ ትረድእ
ኣቦ ሰላም ናይ ዘልኣለም ጎይታ
ንንብዓተይ ብሓጎስ ብደስታ
ለዊጥካዮ ብመዝሙር ዕልልታ
CHORUS
ዘገርም ፍቕሪ ኣብ እግዚኣብሔር እዩ ዘሎ
ዘገርም ሰላም ኣብ እየሱሰይ'ዩ ዘሎ
ዓለም ካብ ትህበና ሰላም ፡ ናይ ጎይታ ይሕሸና ሰላም /2/
VERSE 3
ኣብ መከራ ኣለኹ ዝበልካኒ
ቃልካ ብምግላጽ ዘጸናናዕካኒ
በጺሕካኒ ብሰናይ ለውሃትካ
ንልበይ መሊእካዮ ሰላምካ
ውሽጢ ልበይ መሊኡ ሰላምካ
CHORUS
ዘገርም ፍቕሪ ኣብ እግዚኣብሔር እዩ ዘሎ
ዘገርም ሰላም ኣብ እየሱሰይ'ዩ ዘሎ
ዓለም ካብ ትህበና ሰላም ፡ ናይ ጎይታ ይሕሸና ሰላም /2/
VERSE 4
ፍቕርኻ እየሱስ ዘይነጽፍ ዘልኣለም
ጥዑም መዓዛ ናይ ኣእምሮ ሰላም
ኣልፋን ኦሜጋን ናይ ሕይወተይ ጎይታ
ብሓጢኣተይ ዝሞትካ ኣብ ጎልጎታ
CHORUS
ዘገርም ፍቕሪ ኣብ እግዚኣብሔር እዩ ዘሎ
ዘገርም ሰላም ኣብ እየሱሰይ'ዩ ዘሎ
ዓለም ካብ ትህበና ሰላም ፡ ናይ ጎይታ ይሕሸና ሰላም /2/